ብሓዱሽ መጥቃዕቲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ካብ መዓስከር በራሕለ ናብ ሰርዶ ተዛዊሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ሓዱሽ መጥቃዕቲ ዝተመዛበሉ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ካብ መዓስከር በራሕለ ናብ ሰርዶ ተዛዊሮም
እቶም ኤረትራዊያን ትማሊ ናት ዝተጣየሸ ሓዱሽ መዓስከር ስደተኛታት ከምዝተዘዋወሩ ካብ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ካብ ስደት…