“ንህይወቱ እንተይሰሰዐ ነዓና ክብል ንዝዋደቕ ሰራዊት ምግቢ ምቕራብና ትፅቢት ካብ ዝግበረልና እቲ ዝወሓደ ሓላፍነት ኢዩ” – ነበርቲ ዞባ ሰሜን ሸዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ኣብ ግምባር ንዝተሰለፈ ህዝባዊ ሰራዊት ደጀን ኮይኖም እናሰርሑ ከምዝርከቡ ነበርቲ ዞባ ሰሜን ሸዋ ተዛሪቦም።
ነበርቲ ወረዳ ቀወት ከምዝበሉዎ፥ “ንህይወቱ እንተይሰሰዐ ነዓና ክብል ንዝዋደቕ ሰራዊት ደጀን ምዃንና…