ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወፍሪ ህልውና መስዋእትነት ንምኽፋል ከምዝተዳለወ ቤት ምኽሪ ዳያስፖራ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ውሽጢ ሃገር ጀሚሩ ክሳብ ወፃኢ ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን እናበፅሐ ዝርከብ ፅዕንቶ ንምምካት ማሕበረሰብ ዳያስፖራ መስዋእትነት ንምኽፋል ድሉው ከምዝኾነ ቤት ምኽሪ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ኣተሓባባሪ ቤት ምኽሪ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽቶ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ፈፂሞም ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣተገባብራ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽቶ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምፍፃም እናተንቀሳቐሱ ነይሮም ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ሓላፊ ዘፈር ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ምክትል ኮሚሽነር መላኩ ፈንታን ኮሚሽነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገለገሊኦም ኣውያትና ከሕድጉና ይፍትኑ ኣለዉ – ዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገለገሊኦም ኣውያትና ከሕድጉና ይፈትኑ እምበር፤ ኣብ ኢትዮጵያዊነትና ዝተመስረተ ክብሪን ሓድነትን ክነኽኡና ኣይኽሉን” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። “ምኽንያቱ ድማ ንሕና ብብራኸ፣ ብፅንዓትን ሓድነትን ንኢትዮጵያ ደው ንብል፥ ኩሩዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እስራኤል ብገበን ኲናት ዝጥርጠሩ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ንምምላስ ቃል ኣቲያ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍቢ ሲ)እስራኤል ገበን ኲናት ፈፂሞም ናብ ሃገራ ዝኣተዉ ውልቀ ሰባት ናብ ኢትዮጵያውያ ክምለሱ ንምግባር ቃል ከምዝኣተወት ተሓቢሩ። ኣብ ቀረባ እዋን ብኣውሮፕላን ናብ እስራኤል ካብ ሞንጎ ዝኣተዉ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ገበን ኲናት ፈፂሞም ከምዝተረኸቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ዝፍጠር ፀግም ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምፍታሕ ብ85 ሚሊየን ዶላር ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ዝፍጠር ፀግም ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምፍታሕ ብ85 ሚሊየን ዶላር ፕሮጀክት ተሓንፂፁ ስራሕቲ ዳግመ ህንፀትን ምዕባይ ዓቕሚን ተግባራዊ እናተገበረ ከምዝኾን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ኣብ ማይ ካድራ ዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ኣብ ዓለም ለኸ ቤት ፍርዲ ተሓታቲ ዝገብር ወፍሪ ክጅመር ይግባእ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ማይ ካድራ ዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ዘርኢ ኣብ ዓለም ለኸ ቤት ፍርዲ ተሓታቲ ዝገብር ወፍሪ ክጅመር ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ቀዳማይ ዓመት መዓልቲ ዝኽረ ሰማእታት ማይ ካድራ ትማሊ ምሸት ኣብ ከተማ ጎንደር ብስነ-ስርዓት ፀሎት ህሊናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሕና ንተፋሰስ ሃገራት ቅኑዕ ኣመለኻኽታ ኣለና ንሳቶም ግን ብዛዕባና ኣይግድሸምን – ኡስታዝ ጀማል በሽር Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኢትዮጵያውያን ንተፋሰስ ሃገራት ኣባይ ቅኑዕ ኣመለኻኽታ የሃልዎም እምበር ንሳተን ግን ብዛዕባ ኢትዮጵያውያን ኣይግድሸንን ክብል ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ መንቅሒ ማሕበረሰብ ዝኾኑ ኡስታዝ ጀማል በሽር ተዛሪቦም። እቲ መንቅሒ ማሕበረሰብ ምስ ፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራዊት ሓገዝ ካብ ምግባር ሓሊፉ ናብ ግምባር ንምዝማት ከምዝተዳለዉ ሰብ ሃፍቲ ድሬዳዋ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ድሬደዋ ሽርሒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምቅላዕን ንሰራዊት ምክልኻል ንምድጋፍን መድረኽ ምንውዕዋዕ ኣካይዶም። ኣብቲ መድረኽ ድማ ብገንዘብን ብዓይነትን ካብ ዝገብሩዎ ሓገዝ ብተወሳኺ ክሳብ ግምባር ንምውጋእ ድሉዋት ከምዝኾኑ እቶም ሰብ ሃፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀብፃብ ኣብ ትግራይ ዝነበረ ጎንፂ ኣመልኪቱ ዝተኻየደ ምርመራ ዓለም ለኸ ተቐባልነት ረኺቡ – ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ምስ ቤት ፅሕፈት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብሓባር ኣብ ጎንፂ ትግራይ ኣድሂቦም ዘካየዱዎ ምርመራ ሪፖርት ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ዓለም ለኸ ተቐባልነት ምርካቡ ተገሊፁ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ…
ቢዝነስ ካብ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስን ኮሙዩኒኬሽንን 3 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት እቲ በጀት ዓመት ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኸ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስን ኮሙዩኒኬሽንን 3 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ። ዳይሬክተር ኤሌክትሮኒክስን ኮሙዩኒኬሽንን ኣይተ ፀሃዬ ይነሱ፥ ዓቕሚ ዕድጊት መፍረይቲ ኢንዱስትሪ…