ንሰራዊት ሓገዝ ካብ ምግባር ሓሊፉ ናብ ግምባር ንምዝማት ከምዝተዳለዉ ሰብ ሃፍቲ ድሬዳዋ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ድሬደዋ ሽርሒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምቅላዕን ንሰራዊት ምክልኻል ንምድጋፍን መድረኽ ምንውዕዋዕ ኣካይዶም።
ኣብቲ መድረኽ ድማ ብገንዘብን ብዓይነትን ካብ ዝገብሩዎ ሓገዝ ብተወሳኺ ክሳብ ግምባር ንምውጋእ ድሉዋት ከምዝኾኑ እቶም ሰብ ሃፍቲ…