ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ግምባር ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ግምባር ወሎ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ናይ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ግምባር ወሎ ተረኺበን ንሰራዊት ምክልኻል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ወፃኢ ግብኣት መዓድን ፈሓም እምኒ ምሉእ ንምሉእ ኣብ ሃገር ዉሽጢ ንምትካእ ኣብ ቀረባ እዋን ክዛዘም እዩ -ኢንጅነር ታከለ ኡማ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ናይ ወፃኢ ግብኣት መዓድን ፈሓም እምኒ ምሉእ ንምሉእ ኣብ ዉሽጢ ሃገር ንምትካእ ኣብ ቀረባ እዋን ክዛዘም እዩ” ክብሉ ሚኒስትር መዓድን ኢንጅነር ታከለ ኡማ ገሊፆም፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ፋብሪካታት ስሚንቶ ኣብ ዉሽጢ ሃገር ዝፈረዩ ምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ምስ ፈተውቲ ኢትዮጵያ ብምዃን ንምስራሕ ድሉው ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዴሞክራሲያዊ መገዲ ዝተመረፀ መንግስቲ ኢትዮጵያ ግዚያዊ ማሕለኻታት ንምፍታሕን ዝተጀመረ ጉዕዞ ለውጢ ምስ ፈተውቲ ኢትዮጵያ ሃናፂ ብዝኾነ መልክዑ ንምስራሕ ከምዝተዳለወ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባ ስልጠየ ንራብዓይ ግዘ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ስልጠየ ንራብዓይ ግዘ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 13 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ዞባ ን4ይ እዋን 223 ሰንጋታት፣ 36 ኣባጊዕን ኣጣልን ኢዩ ሓገዝ ገይሩ ዘሎ፡፡ ሓላፊ ቢሮ ፋይናንስ ክልል ኣይተ ተፈሪ ኣባተ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ድሕንነት ሳይበር ዝተፈነዉ ብዙሓት ጥቕዓታት ምምካት ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ድሕንነት ሳይበር ብዝተሰርሑ ጥንኩራት ስራሕቲ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተፈነዉ ብዙሓት ጥቕዓታት ምምካት ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ። ኤጀንሲ መርበብ ሓበሩታን ድሕንነትን ካልኣይ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ምዝዛሙ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንተመዛበልቲ ዝኸውን ልዕሊ 140 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ንተመዛበልቲ ዝኸውን ልዕሊ 140 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ ልዕሊ 150 ሺሕ ንዝኾኑ ወገናት ዝውዕል ከምዝኾነ እቲ ማሕበር ገሊፁ። ሓላፊ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ማሕበር ቀይሕ መስቀል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዑስማን ዲዮን ተዛቲየን። እቶም ዳይሬክተር፥ ኢትዮጵያ ብዙሓት መናእሰይ ዝርከቡላ ሃገር ከም ምዃና መጠን ዘለዋ ሃፍቲ ብምጥቃም ከም ሕርሻን ቱሪዝምን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፀላእታ ስዒራ ጎብለልን ተምሳሌትን ኣፍሪካ ክትከውን ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያ ሕዚ እውን ፀላእታ ስዒራ ጎብለልን ተምሳሌትን ኣፍሪካ ክትከውን ኢያ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተበገሱ ሰባት ህይቶም ገቢሮም ንኢትዮጵያ ዘፍርሱ እንተኾይኖም ህይወትና ገቢርና ንኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተኻየደ ሰልፊ ኢትዮጵያውያን ንዝኾነ ይኹን ፅዕንቶ ዘይምብርከኹ ምዃኖም ዘርአዩሉ ኢዩ – ዶ/ር ለገሰ ቱሉ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝተኻየዱ ሰላማዊ ሰልፊታት ዝተኻየደ ሰልፊ ኢትዮጵያውያን ንዝኾነ ይኹን ዓለም ለኸ ፅዕንቶ ዘይምብርከኹ ምዃኖም ዘርአዩሉ ከምዝኾነ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ገሊፆም። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ንተመዛበልቲ ዝውዕል ምግቢን ዝተፈላለዩ ሓገዛትን ልኢኻ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ዝውዕል ምግቢን ዝተፈላለዩ ሓገዛትን ልኢኻ። ብቀይሕ ወርሒ እታ ሃገር ኣቢሉ ዝተገበረ ሓገዝ፥ 50 ቶን ምግቢ ሓዊሱ ንኣገልግሎት ጥዕና ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናውቲ ዘካተተ ኢዩ…