Fana: At a Speed of Life!

ንሰራዊት ሓገዝ ካብ ምግባር ሓሊፉ ናብ ግምባር ንምዝማት ከምዝተዳለዉ ሰብ ሃፍቲ ድሬዳዋ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ድሬደዋ ሽርሒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምቅላዕን ንሰራዊት ምክልኻል ንምድጋፍን መድረኽ ምንውዕዋዕ ኣካይዶም። ኣብቲ መድረኽ ድማ ብገንዘብን ብዓይነትን ካብ ዝገብሩዎ ሓገዝ ብተወሳኺ ክሳብ ግምባር ንምውጋእ ድሉዋት ከምዝኾኑ እቶም ሰብ ሃፍቲ…

ፀብፃብ ኣብ ትግራይ ዝነበረ ጎንፂ ኣመልኪቱ ዝተኻየደ ምርመራ ዓለም ለኸ ተቐባልነት ረኺቡ – ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ምስ ቤት ፅሕፈት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብሓባር ኣብ ጎንፂ ትግራይ ኣድሂቦም ዘካየዱዎ ምርመራ ሪፖርት ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ዓለም ለኸ ተቐባልነት ምርካቡ ተገሊፁ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ…

ካብ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስን ኮሙዩኒኬሽንን 3 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት እቲ በጀት ዓመት ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኸ  ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስን ኮሙዩኒኬሽንን 3 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ። ዳይሬክተር ኤሌክትሮኒክስን ኮሙዩኒኬሽንን ኣይተ ፀሃዬ ይነሱ፥ ዓቕሚ ዕድጊት መፍረይቲ ኢንዱስትሪ…

ኣምባሳደር ኣርሜኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣርቴም ኣዝናውሪያን ንዑደት ስራሕ ድሬዳዋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኣርሜኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣርቴም ኣዝናውሪያን ንዑደት ስራሕ ድሬዳዋ ኣቲዮም። ነቶም ኣምባሳደር፥ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ከተማ ድሬዳዋ ኣይተ ገበየሁ ጥላሁንን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ባህሊን ቱሪዝምን ኣይተ ሚካኤል እንዳለን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ…

ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ብዙር ካብ ዝገበረቶም 4 ፀወታታት  ኩሎም ብምስዓር ሻምፒዮን ኮይና። እታ ሃገራዊት ጋንታ 12 ነጥቢ ብመሓዝ 12 ምስ ዝነበራ ሃገራዊት ጋንታ ዩጋንዳ ናይ መወዳእታ ፀወታ ሎሚ መዓልቲ…

ኢትዮጵያ ንምድሓን ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ንምድሓንን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝኸፈቶ ኲናት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ንምጥያሽ ትማሊ ምሸት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ግብሪ ተኻይዱ። ብመሰረት እዚ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ፣ ዝተፈላለዩ መንግስታዊን…

ኣባላት ፋኖ ወረዳ ጃ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ግምባር ዘሚቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ፋኖ ወረዳ ጃ መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ግምባር ዘሚቶም። ዘራፊን ግብረ ራዕዲን ህወሓት ንምድምሳስ ናብ ግምባር ንዝዘምቱ ኣባላት ፋኖ ወረዳ ጃኖ፥ ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ምፍናው ተገይሩሎም። ኣባላት ፋኖ ኣብቲ…

ኢትዮጵያ ፈተናታታ ሓሊፋ ሰላማ ናይ ምዕሳል ዓቕሚ ኣለዋ ኢልና ነኣምን ኢና – ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊያን ካብ ውሽጢን ወፃኢን ዘጋጠሙዎም ፈተናታት ሓሊፎም ኣፈላላዮም ፈቲሖም ሰላም ሃገሮም ብምዕሳል ናብ ንቡር ዝተረጋገዐ መንነታ ክምልሱዋ ኢዮም ዝብል እምነት ከምዘለዋ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ዣንግ ጁን…

ኣብ ኣተገባብራ እቲ ኣዋጅ ብዝተገበረ ክትትል 237 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ኣተገባብራ እቲ ኣዋጅ ብዝተገበረ ክትትል 237 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን እቲ ክልል ነቢዩ ኢይያስ፥ ግብረ ራዕዳውያን ውሀሓትን ሸኔን ኣብ ሽርሒ ምፍራስ ሃገር…

ኣብ ዞባ ጌዴኦ ንግብረ ራዕዲ ህወሓን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጌዴኦ ወረዳ ይርጋ ጨፌን ከተማ ይርጋ ጨፌን ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ። እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ዝኸፈቶ ናይ ክሕደት ኲናት ንምኹናንን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻልን መንግስቲን ጠጠው ንምባልን…