ሚስጢር ብልፅግና ኢትዮጵያ ምድማር፣ ምክብባርን ብሓባር ደው ምባልን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚስጢር ብልፅግና ኢትዮጵያ ምድማር፣ ምክብባርን ብሓባር ደው ምባልን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፁም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝበሉ ብ5 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ተሃኒፁ ዝተዛዘመን ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ሓፂነ መፂን ዘፍሪን…