ሓደ ዳያስፖራ ርክብ ኢንተርኔት ኣብ ዘይብሉ ቦታ ዲጂታል ትምህርቲ ምሃብ ዘኽእል ቴክኖሎጂ ንፈተነ ሒዞም መፂኦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 40 ዓመት ኣብ ኣሜሪካ ዝነበሩ ኣይተ ሚደቅሳ በየነ፤ ርክብ ኢንተርኔት ኣብ ዘይብሉ ቦታ ዲጂታል ትምህርቲ ምሃብ ዘኽእል መሳርሒ ንፈተነ ንሃገሮም ሒዞም መፂኦም።
ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስትር ምምላስ ናብ ሃገር ተቐቢሎም ናብ ሃገሮም ዝመፁ…