ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ከካይድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ንሰለስተ መዓልቲ ከምዝካየድ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ፋንታየ ከበደ ተዛሪበን። ኣብቲ ጉባኤ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ተራድኦ ጣሊያን ኣብ ምዕራብ ጉጂ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 7 ሺሕ ኩንታል ምሸላ ባሕሪ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ መንግስቲ ጣሊያን ኣብ ምዕራብ ጉጂ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 7 ሺሕን 500 ኩንታል ምሸላ ባሕሪ ሓገዝ ከምዝገበረ ቤት ፅሕፈት ተለዓልቲ ልምዓት ስግኣት ሓደጋ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኢዮብ ዘሪሁን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኒጀር ተለዋጢት ኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምዃን ኣብ ዘገልገለትሉ እዋን ንኣህጉርና ኣኹሪዓ ኢያ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ… Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኒጀር ተለዋጢት ኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምዃን ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ኣብ ዘገልገለትሉ እዋን ንዘርአየቶ መርህ፣ ጭዋነትን ሓድነትን ኣፍሪካ ማእኸል ዝገበረ ቅዋም ሃገርናን ኣህጉርናን ዘኹረዐት ብምዃና ንመንግስቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ግዝኣት ብሉ ናይልን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽል ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ)ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ግዝኣት ብሉ ናይልን ቅድሚ ሕዚ ዝነበሩዎም ርክባት ዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽል ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ኣብ ከተማ ኣሶሳ ንክልተ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝነበረ ኣብ ሓበራዊ ልምዓት ዶብ ክልል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣብ ሓዱሽ ዓመት ጉዕዞኦም ኣፍሪካ ክጉብንዩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዩ ኣብ መጀመርታ ሓዱሽ ዓመት ኣውሮፓውያን ጉዕዞኦም ኣፍሪካ ዑደት ከምዝገብሩ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 4 ክሳብ 7 ጥሪ ኣብ ዝገብሩዎ ዑደት፥ ኣብ ኤርትራ፣ ኬንያን ኮሞሮስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 122 ቢሊየን ብር ተወሳኺ በጀት ተሰናዲኡ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስቴር ገንዘብ ዝተሰናደአ 122 ቢሊየን ብር ተወሳኺ በጀት ናብ ቤት ምኽ ሚኒስትራት ቀሪቡ። እቲ ተወሳኺ በጀት መሐለዊ ድሕንነት ሃገር፣ ንሰብኣዊ ሓገዝ፣ ብኲናትን ጎንፂን ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት መጣየሺ ከምኡ እውን ንካልኦት ኣድለይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረክ ዘተ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረክ ዘተ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ። ዕላማ እቲ መድረክ ዘተ ድማ ኣመራርሓ እቲ ክልል ንቐፃሊ ተልዕኮ ንኽዳለውን ብቕዓት ዘለዎም ንምግባርን ዝተዳለወ እዩ፡፡ ኣብቲ ክልል ብዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ፋብሪካ ዘይቲ ኣቮካዶ ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ፋብሪካ ዘይቲ ኣቮካዶ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። ዋይ ቢ ኤም ዝተብሃለ እቲ ፋብሪካ፥ ብ104 ሚሊየን ብር ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ሕርሻ ይርጋለም ዝተጣየሸን ናይ ኣቮካዶ ዘይቲ ብምፍራይ ናብ ወፃኢ ዝልእኽን ኢዩ፡፡ ምስ 40…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ብህዝቢ ክምረፁ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ብህዝቢ ከምዝምረፁን ሽመቶም በባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ከምዝፀድቕን ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ፣ ፍትሒን ዴሞክራሲን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣፍሊጡ። ኣካቢት እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ወይዘሮ እፀገነት መንግስቱ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ አምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ዳይሬክተር መምርሒ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጌዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ምስ ዳይሬክተር መምርሒ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጌዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ድማ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ማለት እውን ድሕሪ ጎንጺ ብዛዕባ ዝግበር መሊስካ ህንፀትን ኮቪድ-19 ዝተተሓሓዙ…