ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻልን ተመዛበልቲን ልዕሊ 67 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻልን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ወገናት መጣየሺ ዝኸውንን ልዕሊ 67 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። ብመሰረት እዚ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪን ስራሕ ኢንተርፕራይዝ ከተማ ኣዲስ ኣበባን 46 ነጥቢ 8…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩሉ ኢትዮጵያዊ እቲ ወራሪ ሓይሊ ንምምካት ዘርኣዮ ጅግንነት ኣብ መሊስኻ ህንፀት ከምዝደግሞ ይኣምን – ኣይተ ክርስትያን ታደለ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኩሉ ኢትዮጵያዊ ነቲ ወራሪ ሓይሊ ንምምካት ዘርኣዮ ጅግንነት ኣብ መሊስኻ ህንፀት ከምዝደግሞ ይኣምን እየ” ክብሉ ኣይተ ክርስትያን ታደለ ተዛሪቦም። መንግስቲ ከም መንግስቲ ካብ ዝሰርሖም ስራሕቲ መሊስኻ ምጥያሽን ህንፀትን ብተወሳኺ፤ ኩሉ ኢትዮጵያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ፃውዒት ተቐቢሎም እናኣተዉ ዝርከቡ ዳያስፖራታት ቅልጡፍ ኣገልግሎት ይወሃቦም ኣሎ – ኮሚሽን ጉምሩኽ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፃውዒት ተቐቢሎም እናኣተዉ ዝርከቡ ዳያስፖራታት ቅልጡፍ ኣገልግሎት እናተውሃበ ምዃኑ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኮሚሽን ምክትል መካየዲ ስራሕ ጉዳያት ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣይተ ዘራኤል ለኣ፥ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደሓደ ምዕራባውያን መራኸበቲ ሓፋሽ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዝፅብፅቡሉ ኩነታት ዝተዛበዐ ኢዩ – ጣሊያናዊት ጋዜጠኛ ፍራንቼስካ ሮቺን Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያናዊት ጋዜጠኛ ፍራንቼስካ ሮቺን ሓደሓደ ምዕራባውያን መራኸበቲ ሓፋሽ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዝፅብፅቡሉ ኩነታት ዝተዛበዐን ንሓደ ወገን ዝወገነን ከምዝኾነ ገሊፃ። ጋዜጠኛ ፍራንቼስካ ሮቺን ምስ ፋና ኣብ ዝነበራ ፃንሒት፥ ፀብፀብቲ ምዕራባውያን መራኸበቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማራቶን ሞተርስ ኤሌክትሪክ ተሸከርከርቲ ቻርጅ ዝግበሩሉ ጣቢያ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማራቶን ሞተርስ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሸከርከርቲ ቻርጅ ዝግበሩሉ ጣቢያ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ዝተመረቑ 20 ተሸከርከርቲ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሑን “ሃንዳ ኮይና”ን “ሃንዳ ኣዮክን” ዝብል ስያመ ዝተውሃበን ኢየን፡፡ እተን ተሸከርከርቲ ሕድሕደን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻልን ተመዛበልቲን ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ወረዳ ዳንጉር፣ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ኢትዮጵያን ሆስፒታል ቤጂንግ ጥሩነሸ ንሰራዊት ምክልኻልን ተመዛበልቲን ሓገዝ ገይሮም፡፡ ኣብ ዞባ መተከል ነበርቲ ወረዳ ዳንጉርን ሰራሕተኛታት መንግስቲን ልዕልነት ሕጊ እናኽበረ ንዝርከብ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንከተማ ሃረርን ከባቢኣን ሕፅረት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝቐርፍ ስራሕቲ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃረርን ከባቢኣን ዝነበረ ሕፅረት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሙሉእ ንሙሉእ ዝፈትሕ ስራሕ ከምዝተጀመረ ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ መተሓላለፊ መስመራትን መከፋፈሊ ጣብያታት ምብራቕ ሪጅን ኣፍሊጡ። ዳይረክተር እቲ ሪጅን ኣይተ ጋሻው እንድሪያስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለበዳ ቫይረስ ኮቪድ-19 ኣብ ምክልኻል ዝተርኣየ ዕሽሽታ ዋጋ እናኽፈለ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ቫይረስ ኮቪድ-19 ኣብ ምክልኻል ዝተርኣየ ዕሽሽታን ምዝንጋዕን ዋጋ እናኽፈለ ምዃኑ ተገሊፁ። ገምጋም ኣፈፃፅማ ስሩዕን ክታበት ምክልኻል ኮቪድ-19 ክታበትን ብምድሃብ ካብ መላእ ክፍሊታት እታሀገር ዝመፅኡ ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና፣ ሓለፍቲ ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ሃዋሳን ቁልቢን ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ተኸተልቲ እቲ እምነትን በፃሕቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ሃዋሳን ቁልቢን ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ዳያስፖራታት ከምኡ እውን ካብ ዝተፈላለዩ ክፍል ዓለም ዝመፅ በፃሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቫይረስ ኮሮና ዘሕድሮ ፅዕንቶ ንምንካይ ዝዓለመ ልዝብ ኣብ ከተማ ጎንደር ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢኮኖሚን ማሕራዊ ሕይወትን ዘሕድሮ ፅዕንቶ ንምንካይ ዝዓለመ ልዝብ ኣብ ከተማ ጎንደር ይካየድ ኣሎ። እቲ ዘተ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዶብ ሰገር ስራሕቲ ንምስራሕ ኢጋድን ሕብረት ኣውሮፓን ክሰርሑዎም ዝግብኡ ጉዳያት ዝምልከት ሓሳብ…