Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣውሮፕላናት ቦይንግ ማክስ 737 ናብ ስራሕ ክምለስ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣውሮፕላናት ቦይንግ ማክስ 737 ናብ ስራሕ ክምለስን ኣገልግሎት ከጀምርን ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣውሮፕላናት ቦይንግ ማክስ 737 መሊስካ ናብ ሰራሕ ንምምላስ ምድላዋቱ ከምዝዛዘመን ናይ ፈለማ በረርኡ ከምኣቆፃፅራ…

ፍቓድን ምዝገባ ንግድን ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታ ንምምሕያሽ ምስ ኢንተርኔት ካፌታት ንምስራሕ ምድላው እናተገበ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ኣወሃህባ ፍቓድን ምዝገባ ንግድን ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታ ተበፃሕነት፣ ቅልጣፈን ቅልጣፈ ተገልጋልን ንምምሕያሽ ኣብ መደብ ስራሕ ንግዲ ኢንተርኔት ካፌ ምስ ዝተዋፈሩ ትካላት ሓቢርካ ንምስራሕ ምድላዋት ምግባሩ ሚኒስተር ንግድን ቁጠባዊ ምትእስሳርን…

ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2022 ኢኮኖሚ ዓለም ካብ 100 ትሪሊዮን ዶላር ከምዝሓልፍ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2022 ኢኮኖሚ ዓለም ካብ 100 ትሪሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝሓልፍ ማእኸል መፅናዕቲ ቢዝነስን ኢኮኖሚክስን ብሪታኒያ ኣመልኪቱ። ኣብ ውፅኢት መፅናዕቲ እቲ ማእኸል ዝተቐመጠ ትምበያ ሊግ ሰደቓ ኢኮኖሚ ዓለም 2022 ምስ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓ ኣብ ልዕ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ዘብፀሖ ጉድኣት ስነ-ኣእምሮ ንምሕካም ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕራዊ ጉዳይን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓ ኣብ ልዕ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ዘብፀሖ ጉድኣት ስነ-ኣእምሮ ንምሕካም እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ዲኤታ ደቂ ኣንስትዮን ማሕራዊ ጉዳይን ወይዘሮ ሙና ኣሕመድ ተዛሪበን። እተን ሚኒስት ዲኤታ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…

ቦርድ መረፃ ምስ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብዝተተሓሓዘ ምስ ፓርትታት ፖለቲካ  ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምስ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብዝተተሓሓዘ ብፓርትታት ፖለቲካ ኣብ ዝቐረቡ ስምዕታታት ምስ ፓርትታት ይዝቲ ኣሎ፡፡ ብኣካቢት ቦርድ መረፃ ብርቱካን ሚዴቅሳ ዝምራሕ መድረኽ ዘተ÷ ፓርትታት ፖለቲካ ኣብ ልዕሊ ኣባላትናን…

ብጎንፂን ብውግእን ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ዳግም ንምጥያሽ ተወሳኺ በጀት 5 ቢሊዮን ብር ተመዲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ጎንፂን ውግእን ጉድኣት ዝበፅሖም ዜጋታት ዳግም ንምጥያሽ ዝውዕል በጀት 5 ቢሊዮን ብር ከምዝተመደበ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። ብምንስቴር ገንዘብ ዝምራሕ ስራሕቲ ሴክሬታሪያት መሊስካ ምጥያሽ ኣፈጻሚ ኮሚቴ÷ 15 ታሕሳስ…

ልዕሊ 95 ብር ሚሊየን ግምት ዋጋ ዘለዎም ናውትታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 95 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ናይ ኣተውትን ወፃእትን ናውትታት ኮንትሮባንድ ምሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝተገበረ ክትትል ብር 43 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣተውቲ ናውትታት ኮንትሮባንድን ልዕሊ ብር 51 ነጥቢ…

ናብ ሃገር ዝጓዙ ኣባላት ዳያስፖራ ዘተኣናግድ መርበብ ሓበሬታ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ፃውዒት ጉዕዞ ናብ ሃገር  መሰረት ብምግባር ናብ ኢትዮጵያ ዝጓዙ ኣባላት ዘተኣናግድ መርበብ ሓበሬታ ዕላዊ ከምኾነ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኣፍሊጡ። ሓደ ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ኣባላት ዳያስፖራ ናብ ሃገር ንኅመፅ ዝቐረበ ሃገራዊ ፃውዒት ስዒቡ፥…

ኣሜሪካ ምስራዝ ኢትዮጵያ ካብ ተረባሕነት ኣጎዋ ዳግም ንኽተፅነዖ ኢትዮጵያ ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስራዝ ኢትዮጵያ ካብ ተረባሕነት ኣጎዋ ዳግም ንኽተፅነዖ ኢትዮጵያ ሓቲታ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፥ ኢትዮጵያ ካብ ማዕቐፍ ተረባሕነት ኣጎዋ ንኽትወፅእ ብክታሞም ምፅቖም ይፍለጥ። ነዚ ስዒቡ ሚኒስቴር ንግዲን…

ደቂ ሃገር ምዃንኩም ክተርእዩ ንዝቐረበልኩም ፃውዒት ምላሽ ብመሃብ ናብ ሃገር ዝመፃእኹም እንኳዕ ደሓን መፃእኹም – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ደቂ ሃገር ምዃኖም ንኸርእዩ ዝቐረበሎም ፃውዒት ምላሽ ብመሃብ ናብ ሃገር ንዝመኡ ዳያስፖራ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣመሓላሊፎምም። ሙሉእ ትሕዝቶ መልእኽቲ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ…