Fana: At a Speed of Life!

ካብ ዝወደቑ ሓፂነመፂን ዝሰርሐ መንእሰይ 40 ጥይት ዝሕዝ ጦር መሳርሒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብነት ወዳጀ ይበሃል፤ እዚ ወዲ 18 ዓመት መንእሴ ነባሪ ከተማ ጎንደር እንትኸውን፥ ካብ ቁልዕነቱ ጀምሪ ካብ ካርቶንን ካብ ዝወደቑ ነገራትን ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ፈጠራ ይሰርሕ ነይሩ ኢዩ፡፡ እቲ መንእሰይ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ልዕሊ ሃገር…

ኣጋይሽ ሰላሞምን ድሕንነቶምን ዝተሓለወ ንክኸውን ኩሉ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ከምዝግባእ ፖሊስ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኢትዮጵያ ዝመፁ ዳያስፖራታትን ካልኦት ኣጋይሽን ድሕንነቶም ዝተሓለወ ንክኽውን ኣብ ስራሕቲ ሆቴልን መዘናግዕን ምስ ዝተዋፈሩ ሓለፍቲ ትካላትን ሰብሞያ ሓለዋን ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ እዋን ዘተ፤ ምኽትል ኮሚሽነር ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዘፈር ገበንን…

ኣመራርሓታት ሚኒሰስቴር ፍትሒን ማሕበር ሰብ ሞያ ሕጊ ኢትዮጵያን ብኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስቴር ፍትሒ ፌዴሪኢን ኣመራርሓን ኣባላት ፈፀምቲ ስራሕን ማሕበር ሰብ ሞያ ሕጊ ኢትዮጵያን ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ሓይሊ ጥፍኣት ህወሓት ዘብፀሖም ጉድኣታት ከምዘተመልከቱ እቲ ማሕበር ኣፍሊጡ። ኣባል ፈፃሚ ስራሕ እቲ ማሕበርን ኣካቢ ቀዋሚ…

መርሃ ግብሪ መሕወዪ ብለውጢ ከባቢ ኣየር ዘይብዳህ ደኒን ገፅ መሬትን ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መሕወዪ ብለውጢ ከባቢ ኣየር ዘይብዳህ ደኒን ገፅ መሬትን ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስቴር ሕርሻ፣ ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ ልምዓት ኤጀንሲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ኮሪያን ብሓባር ዝትግብሩዎ መርሃ ግብሪ መሕወዪ ብለውጢ ከባቢ ኣየር…

ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ልዕሊ 15 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ልዕሊ 15 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻልን ንተመዛበልቲ ወገናትን ሓገዝ ገይሩ። ካብ ግምባር ክሳብ ደጀን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻልን ኣባላት ጥምረት ሓይሊ ፀፅታን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ካብ ዘብፀሐሎም ኢንዱስትሪታት እቶም 11 ስራሕ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ጉድኣት ካብ ዘብፀሐሎም ኢንዱስትሪታት እቶም 11 ስራሕ ከምዝጀመሩ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ደሴን ኮምቦልቻን ዘዕነዎምን ጉድኣት ዘብፀሐሎምን ኢንዱስትሪታት መሊስካ ንምጥያሽ…

ኣባላት ካቢኔ ክልል ዓፋር ዝተውሃቦም ኣንፈትን ልኡኽቶን ኣፈፃፅምኡ ገምጊሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ካቢኔ ክልል ዓፋር ዝተውሃቦም ኣንፈትን ልኡኽቶን ኣፈፃፅምኡ ሎሚ መዓልቲ ገምጊሞም። እቲ መድረኽ ቅድሚ ሰሙናት ኣብ ከተማ ሰመራ ብዝተኸየደ መድረኽ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ዝተቐመጡ ኣንፈታትን ዝተውሃቡ ልኡኻትን ኣፈፃፅመኦም ኣብ…

ብሄራዊ ኮሚቴ “ኣብ ዓቢዩ ጉዕዞ ናብ ሃገር” ዝግበር መርሃ ግብሪ ኣቀባብላ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚቴ “ኣብ ዓቢዩ ጉዕዞ ናብ ሃገር” ዝግበር መርሃ ግብሪ ኣቀባብላ ዕላዊ ገይሩ። ዳያስፖራ ኣብ ፃንሒቱ ካብ ሞንጎ ዘሳልጦም መርሃ ግብሪታት፥ ብኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት ምዕዛብን በቲ ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም ዜጋታት ምሕጋዝን እዚ ቀንዲ…

እታ ሃገር ዘለዉዋ ዓበይቲ ማሕለኻታት ንምፍታሕ መካተቲ ሃገራዊ ምይይጥ ኣድላዪ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እታ ሃገር ዘለዉዋ ዓበይቲ ማሕለኻታት ንምፍታሕ መካተቲ ሃገራዊ ምይይጥ ኣድላዪ ከምዝኾ ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም ሃገራዊ ምኽክር ኣድላዪ ዝገብሩ ብዙሓት ማሕለኻታት ኣለዉ ኢሎም።…

ፕሬዝዳንት ሰሶማሊያ ፋርማጆ ንቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሮብሌ ካብ ስራሕ ኣጊዶምዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ሰሶማሊያ ሞሓመድ ፋርማጆ ንቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሞሓመድ ሑሴን ሮብሌ ካብ ስራሕ ኣጊዶምዎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መሬት ህዝቢ ንውልቀ ረብሓ ኣውዒሎም ብዝብል ክሲን ኣብ እዋን መረፃ ብዘርአዩዎ ድኹም ኣፈፃፅማን ኢዮም ካብ ስራሕ…