“ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ዕላምዑ ብዘዕወተ መልክዑ ብዓወት ተዛዚሙ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ዕላምዑ ብዘዕወተ መልክዑ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒሰስትር እቲ ኣገልግሎት ዶክተር ለገሰ ቱሉ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ቀንዲ ዕላማ እቲ ወፍሪ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ…