ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምልባዕ ቫይረስ ኦሚክሮን ከምዝነከየ ተመራመርቲ እታ ሃገር ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ቫይረስ ኦሚክሮን መጠን ምልባዕ እናነከየ ምዃኑ ተመራመርቲ እታ ሃገር ኣፍሊጦም፡፡
በዓል ሞያ ጥዕና እታ ሃገር ማርታ ኑኔስ፤ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ራብዓይ ዓሌት ቫይረስ ኮቪድ ኦሚክሮን ሕማም ብሉዑል ብርኪ ተላቢዑ ከምዝነበረን እቲ…