ኣብ ከባቢ ፀበል ቀራኒዮ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣባላት ሓደ ስድራቤት ዝኾኑ 5 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ ብተለምዶ ቀራኒዮ ፀበል እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣባላት ሓደ ስድራቤት ዝኾኑ 5 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ።
ትማሊ ምሸት ሰዓት 5፡34 ኣብ መንበሪ ገዛ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ሓሙሽተ ኣባላት…