ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣዲስ ኣበባ ንተመዛበልቲ ወገናት ድጋፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣዲስ ኣበባ ካብ ክልል ኣምሓራ ካብ መረበቶም ንተመዛበልቲ ወገናት ድጋፍ ገይሮም። እቲ ድጋፍ ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነት ድጋፍ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ፓሰታ ፣ መኮሮኒ ፣ ኮበርታ፣ ኣንሶላ ፣ ፍርናሽ ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገርና ብመጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣይትፈርስን-መንግስቲ ክልል ደቡብ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳይ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሃገርና ብመጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣይትፈርስን ክብል ገሊፁ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት እዛ ሃገር ይመርሓሉ ኣብ ዝነበረ እዋን ገባሪን ሓዳጊን ብምዃነ መላእ ሃገርናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሎሚ ውሳነ ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መሰረት ብምግባር ሎሚ ውሳነ ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ኣብ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሓሙሽተ ዞባታትን ሓንቲ ወረዳን ባዕሎም ክኢሎም ብኽልልነት ንምውዳብ ህዝበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ኩታ በርን ተዉለደሬን ይማረኹ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኩታ በርን ተዉለደሬን ምስ መሳርሒኦም እናተማረኹ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ፍልፍል፡- ግዜኢ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ተጠናኺሩ ክቕፅል ንምግባር ቆራፅ ኢያ – ኣምባሰደር ጊታ ፓሲ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ተጠናኺሩ ክቕፅል ንምግባር ቆራፅ ከምዝኾነት ኣምባሰደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ኣፍሊጠን። በተን ኣምባሳደር ዝተመርሐ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳን ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳን ዑደት ገይሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ወፃኢ ፕሮግራማት ሊንክ ብምግባር ምምሕልላፍ ተኸልኪሉ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሃገር ኤፍ ኤም ሬድዮ ጣቢያታት ናይ ወፃኢ ፕሮግራማት ሊንክ ብምግባር ምምሕልላፍ ከምዝተኸልከለ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘይተውሃቦም ናይ ወፃኢ ሬዲዮ ጣቢያታት ፍቓድ ብዘለዎም ናይ ውሽጢ ዓዲ ኤፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሳሚ ጃማል ኣብዱላህ ተዛቲዮም። ኣይተ ታገሰ ኣብ ዘተኦም፥ ክልተአን ሃገራት ዝፀንሐን ነዊሕ ታሪኽ ዘለወንን ሃገራት ስለዝኾና፥ ብኹለመዳይ ዓውዲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣፅዋሩ እንትውድእ ብመልሓሱ ምትኳስ ጀሚሩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣፅዋሩ እንትውድእ ብመልሓሱ ምትኳስ ከምዝጀመረ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ኣብዚ ሰሙን ብዝበፅሖ ከቢድ ውቅዒት ካብ ዝተበታተነ ወራሪ ሓይሊ፥ ብኣፃብዕቲ ዝቑፀሩ ብኣንፈት ቦሩ ሜዳ ኣብ ሩባታት፣ ጣሻታትን ገደላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ ደሴ ሕዚ እውን ኣብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ትርከብ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ደሴ ሕዚ እውን ኣብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ከምትርከብ መምርሒ ሰላምን ድሕንነትን እታ ከተማ ገሊፁ። ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ሰላም እታ ከተማ ንምርባሽ ናይ ሕሶት ወረ እናጋውሑ ዝነበሩ ልኡኻት እቲ ግብረ ራዕዲ ሓሳቦም እንተይተዓወተ ተሪፉ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣሰቀቕቲ ገበናት ምፍፃሙ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዓለም ለኻዊ ድንጋገታት ሕጊን ሰብኣዊ ሕጊታትን ብምጥሓስ ኣሰቀቕቲ ገበናት ምፍፃሙ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ኣፍሊጡ። እቲ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ኣብቶም ዝተሓበሩ ቦታታት ዝተፈፀመ ገበን ምርመራን…