Fana: At a Speed of Life!

ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅና ንስድራ ዘመትቲ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታት ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅና ንስድራ ኣብ ወፍሪ ህልውና ሃገር እናተሳተፉ ዝርከቡ ዘመትቲ ሎሚ መዓልቲ ሓገዝ ገይሮም። እቶም ኣመራርሓታት ካብ ኣዲስ ኣበባ ኩለን ክፍለ ከተማታት ንዘተውፃፅኡ 220 ስድራ ዘመትቲ ንሕድሕዶም 50 ኪሎ…

ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ መዓድን 241 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ መዓድን 241 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር መዓድን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር መዓድን ኢንጅነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ኣብዚ ሕዚ እዋን ምስ ዘሎ ሃገራዊ ኩነታት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ጉባኤ ቱርክ ኣፍሪካ ንምስታፍ ኢስታንቡል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ቱርኪ ኢስታንቡል ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ናብ ቱርኪ ኣምሪሖም ዘለዉ፥ ኣብ ሰሳልሳይ ጉባኤ ቱርኪ ኣፍሪካ ንምስታፍ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኢስታንቡል እንትበፅሑ…

ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኣንጎላ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኮትዲቯ ዝነበረን ፃንሒት ዛዚመን ናብ ኣንጎላ ኣምሪሐን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዝህልወን ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ጆ ማኑዌል ሎሬንሶ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ከምኡ እው እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ…

ቻይና ሓዱሽ ዝተወለዐ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ሰሙን ክትቆፃፀሮ ከምትኽእል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ሓዱሽ ዝተወለዐ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ሰሙን ክትቆፃፀሮ ከምትኽእል ሰብ ሞያ ጥዕና እታ ሃገር ገሊፆም። ኣብ ሻንጋይ በዓል ሞያ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝኾኑ ዣንግ ዌንሆንግ፥ ቻይና ኣብታ ሃገር “ዜሮ ኮቪድ ፖሊሲ” መሰረት…

’ፃዊዒት ሓደ ሚሊዮን ናብ ኢ/ያ’  ናውቲታት ጥዕና ሓገዝ ምግባር ዘኽእል ወፍሪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)‘ሓደ ሻንጣ ንወገነይ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተጀመረ ምንቅስቃስ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ዲያስፖራታት ሓገዝ መድሓኒት ሒዞም ንክመፅኡ ዝክእል ዕላማ ዘለዎ ወፍሪ ከምዝተጀመረ ግዜኢ ካብ መታሓባበርቲ ወፍሪ ’የኣክል’ #NoMore’ ዝረኸቦ ሓበሬታ ፀብፂቡ፡፡…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንተመዛበልቲ ክልል ዓፋር ሓገዝ 15 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንተመዛበልቲ ክልል ዓፋር 15 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ዓይነት ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሳንዲካን ደበበ ንርእሰ ምመሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወል…

ኣብ ልዕሊ ታክሲን ሚኒባሳትን ካብ ሎሚ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን መማሓየሺ ታሪፈ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ታክሲን ሚኒባሳትን ካብ ሎሚ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን መማሓየሺ ታሪፈ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ቢሮ መንገዲን መጓዓዝያ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን መማሓየሺ ታሪፈ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ፡፡ ብመሰረት…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኮምቦልቻ ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ዕንወትን ዘረፋን ፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኮምቦልቻ ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ዕንወትን ዘረፋን ከምዝፈፀመ እቲ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብወራር ሒዙ ኣብ ዝፀንሐሉ እዋን በቢወርሑ ብኣማኢት ኣማኢት ሚሊየናት ዝቑፀር ብር…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ማእኸል ስልጠና ምርምር ዓሳን ብዝሃ ህይወት ማይን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ከተማ ባቱ ዝተሃነፀ ማእኸል ስልጠና ምርምር ዓሳን ብዝሃ ህይወት ማይን ተመሪቑ። እቲ ማእኸል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኢዮም መሪቖም ከፊቶምዎ። እቲ ማእኸል ስልጠና መራብሒ ዓሳ…