ኣብ ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ዝተመሓላለፈ ውሳነ ሓሳብ ኤች ኣር 6600 ወገናውነት ዝተረኣየሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ዝተመሓላለፈ ውሳነ ሓሳብ ኤች ኣር 6600 ትኽክል ዘይኮነን ወገናውነት ዝተረኣየሉ ከምዝኾነ ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኢትዮጵያውያ ኣሜሪካውያን ገሊፁ።
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ…