Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጉባኤ ምሕዝነት ቱርኪ ኣፍሪካ እናተሳተፉ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሳልሳይ ጉባኤ ምትሕብባር ቱርኪ ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ጉባኤ ኣብ ቱርኪ ኢስታንቡል ኢዩ እናተሳለጠ ዝርከብ። ካብ 30 ዝበልፁ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብቲ ጉባኤ ተረኺቦም ይሳተፉ ኣለዉ። ቱርኪ ምስ…

ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ክሳተፋ ብምግባር ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እናተገበረ ዘሎ ኢድ ኣእታውነት ግዳማውያን ሓይልታት ጠጠው ንኽብሉ እናተሰርሐ ምዃኑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ክሳተፋ ብምግባር ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እናተገበረ ዘሎ ኢድ ኣእታውነት ግዳማውያን ሓይልታት ጠጠው ንኽብል እናተሰርሐ ከምዝኾነ ኣብ ደቡብ አፍሪካ ኣባልን መስራቲን ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ዩናይትድ ሚዲያ ሃውስ ኣይተ በሃይሉ መሓመድ…

ዶ/ር ሊያ ታደሰ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና እናተኣኻኸቡ ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ዳያስፖራታት ኣመስጊነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና እናተኣኻኸቡ ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣመስጊነን። እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን፥ “ብሓገዝኹምን ንኢትዮጵያ ብዝፈትዉ ኩሎምን ዝተጎድኡን…

ጀርመን ንኢትዮጵያ 80 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ርዳእታ ከምእትህብ ዕላዊ ጌራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ንኢትዮጵያ 80 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ርዳእታ ከምእትህብ ዕላዊ ጌራ፡፡ ሚኒስተር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ትማሊ 8 ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ንኣንባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ኣውር ስቴፓንን ተቐቢሎም ኣዘራሪቦምዎም፡፡ ኣፍቲ…

ጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ ኢትዮጵያ መርሳን ጊራናን ብምቁፅፃር ንቕድሚት ይግስግስ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ ኢትዮጵያ መርሳን ጊራናን ብምቁፅፃር ንቕድሚት ይግስግስ ኣሎ። ጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ ኢትዮጵያ ኣብ ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ግምባር ቆቦ ቅድም ኢሉ በረኽቲ ቦታታት ዞብል ተቖፃፂሩ ዝነበረ እንትኸውን፥ ኣድማስ…

ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ዝኾነ ይኹ ፅዕንቶ ከምትኹንን ሩሲያ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ “ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ” ዝብል መምርሒ ከምትኽተልን ሕረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ፀገማት ንምፍታሕ ዝግበር ጥምረት ከምትድግፍ ገሊፃ። ትማሊ ኢትዮጵያ ዘይተሳተፈትሉ ኣኼባ ንኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ቤት ምኅሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ…

ከተማታት ሃይቅ፣ ቢስቲማን ለሚን ተቛሪፁወን ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁወን ዝነበራ ከተማታት ሃይቅ፣ ቢስቲማን ለሚን ተቛሪፁወን ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን። ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝተቛረፀን ከተማታት ኣገልግሎት ንኽረኽባ እናተገበረ ብዝርከብ ርብር÷ ኣብ ትሕቲ ዲስትሪክት ደብረ ብርሃን ትርከብ…

ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣብ 3ይ ጉባኤ ሚኒስትራት ምትሕብባር ቱርኪ ኣፍሪካ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣብ 3ይ ጉባኤ ሚኒስትራት ምትሕብባር ቱርኪ ኣፍሪካ ተሳቲፎም። ርክብ ቱርኪ ኣፍሪካ ኣብ ሓበራዊ ተረባሕነት፣ ምክብባርን ምትእምማንን ዝተመርኮሰን እናዓበየ ዝመፅአን ርክብ ቱርኪ ኣፍሪካ…

ፊሊፕንስ ሕብረት ኣውሮፓ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዘቕረቦ ውሳነ ሓሳብ ተቐባልነት የብሉን ኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ተፈፂሙ ኢዩ ብምባል ክዘራረበሉ ቆፀሮ ዝሓዘሉ ውሳነ ሓሳብ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ኣብ ጄኔቫ ዝርከብ ቀዋሚ ልኡኽ ፊሊፒንስ ኣብ ውድብ ሕበሩራት መንግስታት ኤቫን ጋርሽያ ገሊፆም። ሚኒስትር ጉዳያት…

ቀፃሊ ሽቶና ዘላቒ ሰላምን ብምርግጋፅ ኩለመዳይ ልምዓትን ምዕባለን ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ክኸውን ይግባእ – ኣቦታት ሃይማኖት

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀፃሊ ሽቶና ዘላቒ ሰላምን ብምርግጋፅ ኩለመዳይ ልምዓትን ምዕባለን ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ክኸውን ይግባእ ክብሉ ዝተፈላለዩ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ብምትኳር ምስ ዝተፈላለዩ ኣቦታት ሃይማኖት፣…