ሕብረተሰብ ሰሌዳ ተሽከርካሪ ክነፈፅመልኩም ኢና ካብ ዝብሉ ውልቀ ሰባት ዓርሱ ክከላኸል ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕትመት ሰሌዳ ተሽከርካሪን ዝርገሐን ካብ ሚኒስቴር መጓዓዝያን ሎጀስቲክስን ብውክልና ተቐቢሉ ኣብ ምስራሕ ዝርከብ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ፐብሊክ ሰርቪስ ጉዳይ ነፈፅም ኢና ብዝብል ገንዘብ ዝሓቱ ውልቀ ሰባት ሕብረተሰብ ክጥንቀቖም ከምዝግባእ ተገሊፁ፡፡…