ንባዕልኻ ንህዝቢን ሃገርን ንምግልጋል ድሉው ምግባር ክብሪ ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ከተማ ክሳብ ወረዳ ሓደሽቲ ንዝመደቡ ኣመራርሓታት ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ላዕለዎት ኣመራርሓታትን ምውፋር ስራሕ ይወሃብ ኣሎ።
ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ መኽፈቲ ብዝገበረኦ መደረ ንህዝቢን ሃገርን ንምግልጋል ንባዕልኻ…