ብሄራዊ ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 52 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ሓገዝ ዓይነት ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ህዝብታት ደቡብ፤ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 52 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ዓይነት ድጋፍ ኣረኪቡ፡፡
እቲ ክልል ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘዳለዎ ድጋፍ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ምክልኻል ሃገር ማርታ ሉዊጅ ኣብ ዝተረኸባሉ ኣረኪቡ፡፡…