Fana: At a Speed of Life!

ካብ ነብዩ  መሓመድ ተማሂርና ሰላምን ሓድነትን ሃገርና ክንሕሊ ኣለና – ተቀዳሚ ሙፍቲ ሃጂ ዑመር እድሪስ 

ካብ ነብዩ  መሓመድ ተማሂርና ሰላምን ሓድነትን ሃገርና ክንሕሊ ኣለና - ተቀዳሚ ሙፍቲ ሃጂ ዑመር እድሪስ ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ነቢዩ መሓመድ ናይ ሓድነትን ሰላምን መራሒ ብምዃኖም ሰላምን ሓድነትን ሃገርና ምሕላውን ምጥንኻርን ኣለና ክብሉ  ናይ ኢትዮጵያ እስልምና…

መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ዝሓለፉ ዘበናት ብምኽኒያት ህወሓት ብባዕሉ ደው ንከይብል ተገይሩ ነይሩ-ኣይተ ሙስጠፌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዘበናት ዝጣየሱ ዝነበሩ መንግስታት እቲ ክልል ብኣሸባሪ ህወሓት ብባዕሉ ደው ክብሉ ንከይኽእሉ ተገይሮም መቐመጢኦም ኣብ ሃረር ብዝገበሩ ጀነራላት ጦር ይዝወሩ ነይሮም ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሀመድ ተዛረቦም።…

ኣይተ ኢብራሂም ዑስማን ምክትል  ርእሰ መምሕዳር ክልል ሶማሌ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ ኣብ ዝተኻየደደ መስራቲ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ ኣይተ ኢብራሂም ዑስማን ምክትል  ርእሰ መምሕዳር ክልል ሶማሌ ብምዃን ተሸይሞም። ኣይተ ኢብራሂም ዑስማን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ኣይተ ሙስጠፋ ሙሁመድ ርእሰ መምሕዳር ክልል ሶማሌ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ ኣብ ዝተኻየደደ መስራቲ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፋ ሙሁመድ ርእሰ መምሕዳር ክልል ሶማሌ ብምዃን ተሸይሞም። ወ/ሮ ኣያን ኣብዲን ድማ አፈ ጉባዔ ብምዃን ተሸይመን። ክልቲኦም ተሸየምቲ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እዋናዊ…

ጉባኤ ምጥያሽ መንግስቲ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምጥያሽ መንግስቲ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ። 272 መቐመጢ ዘለዎን ሎሚ ዝካየድ ዘሎን መስራቲ ጉባእኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ኣፈ ግባኤን ምክትእ ኣፈ ጉባኤን ክሓሪ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ ርእሰ…

በዓል መውሊድ ነብዩ መሓመድ ኣብ ኣንዋር መስጂድ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) መበል 1ሺሕን 496በዓል መውሊድ ነብዩ መሓመድ ኣብ ኣንዋር መስጂድ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል መደረ ዘስምዑ ናይ ኣንዋር መስጂድ ኢማም ሃጅ ጣሃ ሃሩን÷ እቲ በዓል እንትነኽብር ናይ ነብዩ መሓመድ ኣስተምህሮ ብምስዓብ ክኸውን ይግባእ ኢሎም።…

ኩለ መዳያዊ ሰላምን ብልጽግናን ዝመፅእ ኩሎም ዓይነታት ፈተና ከከምመልከዖም ብምስዓር ኢዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምተ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለ መዳያዊ ሰላምን ብልጽግናን ዝመፅእ ኩሎም ዓይነታት ፈተና ከከምመልከዖም ብምስዓር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ መበል 1 ሺሕን 496 በዓል መውሊድ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ገሊፆም። ሃገርና ዘጋጠማ ፈተናታት…

ናይ መዉሊድ በዓል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1 ሺሕን 496 ናይ መዉሊድ በዓል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ዝኽበር ዘሎ እንትኸው፥ ናይ ነብዩ ሙሃመድ(ሰ.ዐ.ወ) ውልደት ብምሕሳብ  ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ። ስለዝኾነ ኢትዮጵያ ሓዊሱ  ኣብ…

በዓል መውሊድ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 496 በዓል መውሊድ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብዝምልከት ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ አሕመድ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም ኢዮም። እቲ በዓል ፈጣሪ ንደቂ ሰባት እንታይ ሂቡና? ካብ ደቂ ሰባትስ እንታይ ይደሊ? ዝብል…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦሮና ብዘጋጠመ ድርቂ ንዝተፀገሙ ወገናት ልዕሊ 27 ሺሕን 900 ኩንታል እኽሊ ተኸፋፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦሮና ብዘጋጠመ ድርቂ ንዝተፀገሙ ወገናት ልዕሊ 27 ሺሕን 900 ኩንታል እኽሊ ከምዝተኸፋፈለ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ ዘውዴ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ ከባቢ…