Fana: At a Speed of Life!

ናይ ደምቢዶሎ ዩኒቨርሲቲ 1 ሺሕን 127 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደምቢዶሎ ዩኒቨርሲቲ 1 ሺሕን 127 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብ መንጎ እቶምክ ተመረቕቲ እቶም 85 ብካልኣይ ዲግሪ ዝተመረቑ ኢዮም። እቲ ዩንቨርስቲ ንኣይተ ለንጮ ለታ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ከምዘበርከተሎም ኦቢኤን ዘጊቡ። እዋናዊ ሓበሬታ…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆ ፋብሪካ ባኒን ሕሩጭን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆ ፋብሪካ ባኒን ሕሩጭን ኣመሪቑ። እቲ ፋብሪካ ዕለታዊ 1 ሚሊየን ባኒ ዘፍሪ እንትከውን፥ 217 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ኢዩ ተባሂሉ። ን450 ሰባት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጥር እውን ተገሊፁ።…

ብኣይተ ደመቀ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ስራሕቲ ግብርና ይጉብኒ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ስራሕቲ ግብርና ይጉብኒ ኣሎ። ኣብቲ ጉብኚት ናይ ፌዴራልን ክልላትን መንግስቲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ተሳቲፎም። ናይቲ ልኡክ ኣባላት…

ካብ ኢትዮጵያውያን ወፃኢ ዕድል ኢትዮጵያ ዝውስን ካሊእ ምድራዊ ሓይሊ የለን – ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኢትዮጵያውያን ወፃኢ ዕድል ኢትዮጵያ ዝውስን ካሊእ ምድራዊ ሓይሊ ከምዘየለ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሰ ገሊፆም። ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስቲ ቀዋሚ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያን ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሰ ኢትዮጵያውያን ኣብ…

ኢትዮጵያ ዘድሊያ ብዝፍጠሩ ፀገማት እንተይተሰዓረ ናይ ፅባሕ ብሩህ ተስፋኣ ጋህዲ ዝገብር ኣመራርሓ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘድሊያ ብዝፍጠሩ ፀገማት እንተይተሰዓረ ናይ ፅባሕ ብሩህ ተስፋኣ ጋህዲ ዝገብር ኣመራርሓ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ኣብ ማእኸል ልህቀት ኣፍሪካ እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ላዕለዎት…

ብምኽንያት ሕፅረት ዝናብ ዘጋጠመ ድርቂ ንፀገም ከምዝተቓልዑ ነበርቲ ዞባ ቦረና ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ሕፅረት ዝናብ ዘጋጠመ ድርቂ ንፀገም ሕፅት ማይ፣ ምግቢን ጥዕናን ከምዝተቓልዑ ነበርቲ ዞባ ቦረና ተዛሪቦም። ኣብቲ ዞባ ክረምታዊ ዝናብ 2013 ዓ.ም ውሑድ ዘይምዃኑን ኣብ ክረምታዊ 2014 ዓ.ም ብእዋኑ ብዘይምዝናቡን ምኅንያት ኣብ ልዕሊ…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ናይሮቢ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ከፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ትካላት ሃይማኖት ዘካትት ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ከምዝኸፈተ ተገሊፁ። እቲ  ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ትማሊ እንትኽፈት፥ ዋና ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ-ትጉሃን ቀሲስ…

ኢትዮጵያ ንሓደጋ ካብ ሞንጎ ዝተቓልዑ ዜጋታት 70 ሚኢታዊ ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ትሕግዝ ኣላ – ኮሚሽነር ምትኩ ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋ ካብ ሞንጎ ዝተቓልዑ ዜጋታት 70 ሚኢታዊ ብናይ ባዕላ ዓቕሚ እናሓገዘት ከምዝኾነት ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ  ምትኩ ካሳ ገሊፆም። ዓለም ለኸ መዓልቲ ምንካይ ስግኣት ጃደጋ “ምትሕብባር…

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተጀመሩ ፕሮጀክታት ብኣወንታ ዝረአ ኢዩ – ኮሚሽን ሰብኣዊ ጉዳያትን ማሕራዊ ልምዓትን ሕረት ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተጀመሩ ፕሮጀክታት ብኣወንታ ዝረአ ከምዝኾነ ኮሚሽን ሰብኣዊ ጉዳያትን ማሕራዊ ልምዓትን ሕረት ኣፍሪካ ገሊፁ። ሙዚየም ባህሊ ኣፍሪካ ኣብ ኣልጀሪያ ምህናፁ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምራ ኢል ፋዲል ዝሓበራ እንትኾና፥…

ካብ ፑሽኪን ኣደባባይ -ጎፋ ማዞርያ- ጎተራ ማሳለጫ ዝህነፅ ዘሎ መገዲ 77 ሚኢታዊ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ኣሌክሳንደር ፑሽኪን ኣደባባይ -ጎፋ ማዞርያ- ጎተራ ማሳለጫ ዝህነፅ ዘሎ መገዲ 77 ሚኢታዊ ተዛዚሙ። እቲ መገዳ ካብ መነግስቲ ቻይና ብዝተረኸበ ልቓሕ 1 ነጥቢ 5  ቢሊየን ብር ኢዩ ዝህነፅ ዘሎ። ኣብ 2012 ዓ.ም ዝተጀመረ እንትኸውን…