ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆ ፋብሪካ ባኒን ሕሩጭን ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆ ፋብሪካ ባኒን ሕሩጭን ኣመሪቑ።
እቲ ፋብሪካ ዕለታዊ 1 ሚሊየን ባኒ ዘፍሪ እንትከውን፥ 217 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ኢዩ ተባሂሉ።
ን450 ሰባት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጥር እውን ተገሊፁ።…