ካብ ነብዩ መሓመድ ተማሂርና ሰላምን ሓድነትን ሃገርና ክንሕሊ ኣለና – ተቀዳሚ ሙፍቲ ሃጂ ዑመር እድሪስ
ካብ ነብዩ መሓመድ ተማሂርና ሰላምን ሓድነትን ሃገርና ክንሕሊ ኣለና - ተቀዳሚ ሙፍቲ ሃጂ ዑመር እድሪስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ነቢዩ መሓመድ ናይ ሓድነትን ሰላምን መራሒ ብምዃኖም ሰላምን ሓድነትን ሃገርና ምሕላውን ምጥንኻርን ኣለና ክብሉ ናይ ኢትዮጵያ እስልምና…