ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስቴር ገንዘብ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስቴር ገንዘብ ስዑድ ዓረብ መሓመድ ቢን ኣብደላህ ኣል ጀዳን ተዛቲዮም። ብኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መራሕቲ ትካላት ሃይማኖትን ዝተውፃእፀአ ልኡኽ ኢትዮጵያ ርክብ ክልቲአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ክብሪ ፓርቲና ብምሕላው ንምዕባለ ክልልና ክንሰርሕ ኢና” -ኣይተ ኦርዲን በድሪ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ክብሪ ፓርቲና ብምሕላው ንምዕባለ ክልልና ክንሰርሕ ኢና” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ገሊፆም። መድረኽ ዘተ ህንፀት ኣመራርሓ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሃረሪ ይሳለጥ ኣሎ። ከም ኣገላልፃ እቶም ርእሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብኲናት ዝዓነዉ ከተማታት መሊስካ ኣብ ምህናፅ ብምትኳ ምስ ዳያስፖራ ይዝቲ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ፃውዒት ሃገር ተቐቢሎም ናብ ኣብ ሃገር ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሆቴል ስካይላይት ይዝቲ ኣሎ። ብኲናት ዝዓነዉ ከተማታት መሊስካ ኣብ ምህናፅ ዘድሃበ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትራትን ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንማእኸለዎት ደቂኣንስትዮ መራሕቲ ዝተሰናደአ ፕሬዚዳንታዊ መሪሕነት ስልጠና ኣብ ማእኸል ልህቀት ኣፍሪካ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንማእኸለዎት ደቂኣንስትዮ መራሕቲ ዝተሰናደአ ፕሬዚዳንታዊ መሪሕነት ስልጠና ኣብ ሱሉልታ ማእኸል ልህቀት ኣፍሪካ ብዕሊ ተጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብዕሊ ምኽፋተን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንጂነር ታከለ ምስ ኣምባሳደራት ኢንግሊዝን ኣውስትራሊያን ኣብ ክሊ ኢንቨስትመንት መዓድን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ኣምባሳደር ኢንግሊዝ ዶክተር አላስታይር ማችፌልን ኣምባሳደር ኣውስትራሊያ ጁሊያ ኒብሌትን ኣብ ክሊ ኢንቨስትመንት መዓድን ብምድሃብ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ እቲ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኣገልግሎት ፕሮጀክት ውሕመ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ መምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ዋና ዳይሬክተር ቢሮ ኣገልግሎት ፕሮጀክት ውድብ ሕቡራ መንግታትን ተወካሊት ሕብረት ኣፍሪካን ወይዘሮ ወርቅነሽ መኮንን ንዝተመርሐ ጉጅለ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ድርቂ ኣመልቶም…
ቢዝነስ መሸጣ ቦንድ ኢትዮጵያኣብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ምምሕያሽ ኣርኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መሸጣ ቦንድ ኢትዮጵያኣብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ምምሕያሽ ከምዘርአየ ተገሊፁ። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብታ ሃገር ተኣዊጁ ዝነበረ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፈፃፅምኡ ንኸሓፅር ውሳነ ምሕላፉ ስዒቡ ኣፈጻፅማ መሸጣ ቦንድ ዶላር ኢትዮጵያ ብዶላር 6 ሳንቲም ወሰኽ ድሌት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፕሮግራም ቅድመ ምረቓ መውፅኢ ፈተና ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬት ላዕለዎት ትምህርቲ ንምምሕያሽ ንኹሎም ፕሮግራማት ቅድመ ምረቓ መውፅኢ ፈተና ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ፕሬዚዳንታት መንግስታዊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተዛቲዮም፡፡ እቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ መራኸብቲ ሓፋሽ ብነፃነት ንኽንቀሳቐሱ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ – በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣2014 (ኤፍ ቢሲ) መንግስቲ መራኸብቲ ሓፋሽ ብነፃነት ንኽንቀሳቐሱ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣይተ መሓመድ እድሪስ ገሊፆም። ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤ ቤት ምኽሪ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣብ ሆቴል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅድመ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ መድረኽ ምሕራይ፣ ምብቃዕን ምፅራይን ኣመራርሓ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ምሕራይ - ተለዊጥካ ሃገር ምልዋጥ!" ብዝብል መሪሕ ቃል ቅድመ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ክልላዊ መድረኽ ምሕራይ፣ ምብቃዕን ምፅራይን ኣመራርሓ ጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልልን ዞባን ከምዝተረከቡ ካብ ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል…