Fana: At a Speed of Life!

ካብ ፑሽኪን ኣደባባይ -ጎፋ ማዞርያ- ጎተራ ማሳለጫ ዝህነፅ ዘሎ መገዲ 77 ሚኢታዊ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ኣሌክሳንደር ፑሽኪን ኣደባባይ -ጎፋ ማዞርያ- ጎተራ ማሳለጫ ዝህነፅ ዘሎ መገዲ 77 ሚኢታዊ ተዛዚሙ። እቲ መገዳ ካብ መነግስቲ ቻይና ብዝተረኸበ ልቓሕ 1 ነጥቢ 5  ቢሊየን ብር ኢዩ ዝህነፅ ዘሎ። ኣብ 2012 ዓ.ም ዝተጀመረ እንትኸውን…

ማሕበረሰብ ወረዳ ወምበራ ንሰራዊት ምክልኻል ድፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ወምበራ ዝርከቡ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ግምባር ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ድፍ ገይሮም። ዋና ኣመጋዳሪ እቲ ወረዳ ኣይተ ሙሉጌታ ኣዲሱ፥ ህዝቢ እቲ ወረዳ ነቲ ሰራዊት ንምሕጋዝ ብር 560 ሺሕ ወፃኢ ብምግባር 15…

ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ፓላንድን ቤሊጅየምን ንኣይተ ደመቀ መኮነን ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፓላንድ ዚቢግናዉ ራዬን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ቤሊጅየም ሶፊያ ዊልሚስን ንኣይተ ደመቀ መኮነን ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ሶፊያ ዊልሚስ÷ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምክትል ቀዳማይ…

ኣብ ኩዌት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩዌት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ ገንዘብ ብምትእኽኻብ ንኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኩዌት ኣረኪቦም። እቶም ኢትዮጵያውያን 240 ሺሕ ብር ብምትእኽኻብ ናብ ዝተኸፈተ ቁፅሪ ኣካውንት ኣታዊ ብምግባር…

ፕሬዚዳን ርእሰ ምሕደራ ፍልስጤም ንቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ እንኳ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳን ርእሰ ምሕደራ ፍልስጤም ሙሓሙድ ኣባስ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ብምሻሞም መልእኽቲ እንኳ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። ምፕሬዚዳንት ሙሓሙድ ኣባስ፥ ንህዝቢን መንግስቲን ኢትዮጵያ ዘበነ ለውጢን ምዕባለን ንኽኸውን ዘለዎም…

ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ዓ.ም ንመሃብ ምድላው ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ኤጀንሲ ትምህርቲ ምዘናን ፈተናታትን ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ዓ.ም ንመሃብ ምድላዋቱ ከምዝዛዘመ ገሊፁ። ብመዘሰረት እዚ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ዓ.ም ካብ ጥቅምቲ 29 ክሳብ 2 ሕዳር…

መንግስቲ ክልል ዓፋር ካብ ሰሜን ወሎ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ለዕሊ 2 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ዓፋር ካብ ሰሜን ወሎ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ለዕሊ 2 ሚሊየን ብር ዝግመት ምግብን ናውቲን ድጋፍ ከምዝገበረ ተገሊፁ። እቶም ድጋፍ ዝተገበረሎም ዜጋታት፥ ኣብ ጊዚያዊ መዓስከር ዝርከቡ ኢዮም ተባሂሉ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኢትዮጵያ ጎኒ ንጎኒ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ትዛተ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ጎኒ ንጎኒ መበል 39 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ትዛተ ኣላ። ክሳብ ሐዚ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላው ኣብ ዘኽእሉን ኣብ ኣህጉራዊ ጉዳያትን ብምድሃብ ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቤኒን፣ ኣልጄሪያ፣…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘመሓላለፎ ውሳነ ተቐባልነት ኣይብሉን-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘመሓላለፎ ውሳነ ኣድልዎኣዊን ተቐባልነት ዘይብሉን ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም። ኣይተ ደመቀ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስሎቬኒያ…

ኣልጀሪያ ሊግ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዘለዎ ዝተሰሓሓተ ቅዋም ንምትዕርራይ ፃዕሪ ከምእትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኣልጄሪያ፣ ኡጋንዳ፣ ቡሩንዲን ላይቤሪያን ዘተ ከምዝገበረት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምሳደር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ቀፃሊ ኣልጀሪያ ብኣቦ መነበርነት ኣብ እትመርሖ ሊግ ዓረብ እቲ…