ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ሰሜን ኮሪያ ንቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ 24 መስከረም 2014 ዓ.ም ሓዱሽ ምዕራፍ ዝጀመረትሉ ሓዱሽ መንግስቲ ምምስራታ ከምኡ እውን ዶክተር ኣቢይ ኣህመድ ዳግም ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ምምራፆም ስዒቡ ብዙሓት ሃገራት መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም እናመሓላለፋ ይርከባ። ካብ ሞንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ዘይሕጋዊ ሰንሰለት ድለላ ብምብታኽ ናህሪ ናብራ ንምቕራፍ ክንሰርሕ ኢና”-ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ኣብ መንጎ መፍረይቲን ሸመትቲን ዘሎ ዘይሕጋዊ ሰንሰለት ድለላ ብምብታኽ ናህሪ ናብራ ንምቕራፍ ክንሰርሕ ኢና” ክብላ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ 11 ሚኢታዊ ዓመታዊ በጀታ ንፅገና መሰረተ ልምዓት መገዲ ሰሊዓ ኢያ – ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤጂንግ ዝተጀመረ 2ይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ዘላቒ ትራንስፖርት መኽፈቲ መደረ ኣስሚዐን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ መደረአን፥ መሰረተ ልምዓት መገዲ ኣብ ሕርሻ ንዝተመስረተ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዓንዲ ሑቐን ቀንዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጄሪያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጄሪያ ራምታኔ ላማምራ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኣብ መንጎ ከልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብን ቀጠናዊ ጉዳያትን ብዝምልከት ተላዚቦም። ብተወሳኺ እተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ሸኔን ናይ ጥፍኣት መሓዙቱን ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ኪረሙ መጥቃዕቲ ዝፈፀሙ ብሄር ምስ ብሄር ንምጉናፅ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔን ናይ ጥፍኣት መሓዙቱን ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ኪረሙ መጥቃዕቲ ዝፈፀሙ ብሄር ምስ ብሄር ንምጉናፅ ብምሕሳብ ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ። መንግስቲ እቲ ክልል ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዘላቕነት ንምጥፋእ ዝተፈላለዩ ተግባራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወዲ ቦብ ማርሌይ ዝኾነ ጁሊያን ማርሌይ ንኢትዮጵያ ድጋፍ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ወዲ ቦብ ማርሌይ ዝኾነ ጁሊያን ማርሌይ ንኢትዮጵያ ድጋፍ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። ናይ ከልተ ጊዘ ናይ ግራሚ አዋርድ ሕፁይ ጁሊያን ማርሌይን ኣዕርኹን ኣብዚ ቅኒያት መወዳእታ ኣብ ሆቴል ጊዮን ኮንሰርት ሬጌ ከምዘሰናድኡ ኣፍሊጦም። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ መቂ ዝርከብ ፍርያት ፓፓያ ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ከተማ መቂ ዝርከብ ፍርያት ፓፓያ ዑደት ገይሩ። ኣብቲ ዑደት ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ከንቲባታት ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ተረኺቦም፡፡ ኣፍረይቲ ፓፓያ ብመንግስቲ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሲሪስ ኣፕል ጁይስ 100% መርዛም ኬሚካል ስለዝተረኸቦ ህዝቢ ንከይጥቀም መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲሪስ ኣፕል ጁይስ 100% ዝተብሃለ ፅሟቕ ጎዳኢ ዝኾነ ካብ ዕሳው ዝመፅእ መርዛም ኬሚካል ስለዝተረኸቦ ህዝቢ ንከይጥቀም በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ፍራምረ ዝግነ “ማይኮቶክሲን” ዝተብብሃለ ካብ ዕሳው ዝመፅእ መርዛም…
Uncategorized ኣፍሪካ ኣብ ህዋ ሳይንስ ዘለዋ ዓቕሚ ብዕቱብ ክትጥቀም ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ህዋ ሳይንስ ዘለዋ ዓቕሚ ንምጥቃም ብትኹረት ክትሰርሕ ከምዝግባእ ኮሚሽነር ትምህርቲ፣ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ፕሮፌሰር ሳራ ኣንያንግ ኣግቦር ተዛሪበን። ሕብረት ኣፍሪካ እታ ኣህጉር ንዘይተጠቐመትሎም ሓሳባት ህዋ ሳይንስን ፓን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፃምቲ ስራሕ ዘለዋ ሓቂ ንምፍላጥ ክትጥቀመሉ ኢያ – ኣምባሳደር ዲና Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 39 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፃምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላውን ዝሓዘቶ ሓቂ ንምፍላጥ ከምትጥቀመሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ገሊፆም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…