ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ ሸዋሮቢት ኣገልግሎት መብራህቲ ምርካብ ጀሚራ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ናፃ ዝወፅአት ከተማ ሸዋሮቢት ኣገልግሎት መብራህቲ ምርካብ ከምዝጀመረት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ኣምሓራ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ናፃ ኣብ ዝወፅኡ ከባቢታት ህፁፅ ፅገና እናገበረ ከምዝኾነ መካየዲ ስራሕ ክፍሊ ርክብ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግምባር ምብራቕን ምዕራብን ዝተረኸበ ዓወት ኣብ ማእኸል ሃገር ከምዝድገም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግምባር ምብራቕን ምዕራብን ዝተረኸበ ዓወት ኣብ ማእኸል ሃገር ከምዝድገም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፥ ኣብ ሳልሳይ ቁልፊ ግምባር ተረኺቦም ምስ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዝዘተዩሉ እዋን ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣሜሪካ ዝርከቡ ሲቪክ ማሕበራት መንግስቲ ካብ ስልጣን ንምውራድ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ኣሜሪካ ስጉምቲ ንክትወስድ ሓቲቶም Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝርከቡ ሲቪክ ማሕበራት ሕጊ ኣሜሪካ ብምጥሓስ ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ስልጣን ንምውራድን ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምድጋፍ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ትካላት ስጉምቲ ንክወስድ ሓቲቶም፡፡ ዓለም ለኸ ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕሪ ሕጂ ዝኾነ ፀላኢ ኢትዮጵያ ንምድፋር ኣይፍትንን – ዶ/ር ቢቂላ ሁሪሳ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ድሕሪ ሕዚ ዝኾነ ፀላኢ ኢትዮጵያ ንምድፋር ዝፍትን ኣይመስለንን” ክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ ተዛሪቦም፡፡ ብሓይሊ ህዝቢ ካብ ስልጠን ዝተኣለየ ጉጅለ ህወሓት ምስ ናይ ደገ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኤድናሞል ዝርከብ ናይ ኣይተ ተኽለብርሃን ኣምባየ ቦሮ ካብ ቤተ መንግስቲ ዝጠፍኡ ሓድጊታት፣ መራኸቢ ሬዲዮታትን ጦር መሳርሒታትን ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኤድናሞል ዝርከብ ናይ ኣይተ ተኽለብርሃን ኣምባየ ቦሮ ካብ ቤተ መንግስቲ ዝጠፍኡ ሓድጊታት፣ መራኸቢ ሬዲዮታትን ጦር መሳርሒታትን ተረኺቦም። እቶም ሓድጊታት ናይ ቀዳማዊ ሃይለስላሰ ሽም ዝተፀሓፈሎም፣ ካብ ብሪ ዝተሰርሑን ካብ ቤተ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ርክብ ዘለዎምን ዘይሕጋውያን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ንምውዓል ብዝተወሰደ ስጉምቲ ዘይሕጋዊ መሳርሒታትን ሰነዳትን ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ርክብ ዘለዎምን ካልኦት ዘይሕጋውያን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ንምውዓል ብዝተወሰደ ስጉምቲ ብዙሓት ዘይሕጋዊ መሳርሒታትን ዝተፈላለዩ ሰነዳትን ይተሓዙ ኣለዉ። ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምስ ካብ ብሄራዊ ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝበፅሑ ዲፕሎማሲያዊ ፅዕንቶታት ምምሕያሽ የርእዩ ኣለዉ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝበፅሑ ዲፕሎማሲያዊ ፅዕንቶታት ምምሕያሽ ከምዘርአዩ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ መግለፂ ሂቦም። ኣብ መግለፂኦም ድማ ኣብ ሴኔጋል ዳካር ኣብ ዝተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮጵያን ኩዌትን ንምጥንኻር ዘኽእል ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኩዌት መዘነኦም ከሊፋ ሙሳዱ ሃማዳ ተዛቲዮም፡፡ ኣብዘተኦም ድማ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ቀፃሊ ብንግዲን ፍሰት መዋእለ ንዋይን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሎም ጉዳያት ዕዉት ልዝብ ከምዝገበሩ ካብ ሚኒስቴር ገንዘብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ተሳተፍቲ ወፍሪ “1 ሚሊየን ናብ ውሽጢ ሃገር” ንኽኾኑ ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ተሳተፍቲ ወፍሪ “1 ሚሊየን ናብ ውሽጢ ሃገር” ንኽኾኑ ፀዊዖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፃውዒት፥ ሓዱሽ ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትውልደ ኢትዮጵያዊ ኦባላ ንፕረዚደንት ባይደን፤ ግብረ ራዕዲ ህውሓት ኣብ ኢትዮጵያ ዘልዐሎ ጎንፂ ብዙሓት ዜጋታት ንዝኸፍኣ ፀገም ምቅላዑ ሓቢሩ፡፡ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝተወለደን ኣብ ኣሜሪካ ሚኔሶታ ኦስቲን ኣባል ቤት ምኽሪ ዝኾነን ኦባላ፤ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣብ ኣኼባ ጉዳይ መሰረተ ልምዓት ዘድሃበ ዘተ ገይሮም ምስ ወፁ ብኣካል ረኺቡ ኣዘራሪብዎም ፡፡ ኣብዚ እዋን ህውሓት ኣብ ኢትዮጵያ…