Uncategorized ኣፍሪካ ኣብ ህዋ ሳይንስ ዘለዋ ዓቕሚ ብዕቱብ ክትጥቀም ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ህዋ ሳይንስ ዘለዋ ዓቕሚ ንምጥቃም ብትኹረት ክትሰርሕ ከምዝግባእ ኮሚሽነር ትምህርቲ፣ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ፕሮፌሰር ሳራ ኣንያንግ ኣግቦር ተዛሪበን። ሕብረት ኣፍሪካ እታ ኣህጉር ንዘይተጠቐመትሎም ሓሳባት ህዋ ሳይንስን ፓን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፃምቲ ስራሕ ዘለዋ ሓቂ ንምፍላጥ ክትጥቀመሉ ኢያ – ኣምባሳደር ዲና Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 39 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፃምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላውን ዝሓዘቶ ሓቂ ንምፍላጥ ከምትጥቀመሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ገሊፆም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ዲፕሎማሲ ምስ ስሩዕ ዲፕሎማሲ ብምትእስሳር ንምስራሕ ትኹረት ተገይሩ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ዲፕሎማሲ ምስ ስሩዕ ዲፕሎማሲ ብምትእስሳር ውፅኢታዊ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ንምስላጥ ትኹረት ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ቀፃሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ስሩዕ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ይሳተፉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ስሩዕ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ እናተሳለጠ እንትኸውን፥ ኣብቲ ጉባኤ ድማ ኣቦ መንበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል ስልጠና ፋና ፍቓድ ኣፍልጦ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ስልጠና ማሕበር ኣክሲዮን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓፀርቲ ስልጠናታት ንኽህብ ካብ ምምሕዳር ከተማ ፍቓድ ኣፍልጦ ረኺቡ። እቲ ማእኸል ስልጠና ንዘሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ስልጠናታት ጋዜጠኝነትን ኮሙዩኒኬሽንን ንመሃብ ቅድመ ምድላው እናገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ቋንቋ ዓፋርኛ ብኻልኣይ ዲግሪ ንምምሃር ምድላዉ ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቋንቋ ዓፋርኛ ሳይንሳዊ መፅናዕቲን ምርምርን ዝካየደሉ ንኽኸውንን ናብ ካልኣይ ዲግሪ ንምዕባይን ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ተዛዚሞም ስርዓተ ትምህርቲ ክመዝተሓንፀፀ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 39 ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 39 ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዋና ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣባል ሃገራትን ሓለፍቲ ስራሕን እቲ ሕብረት ተረኺቦም። ኣቦ መንበር እቲ ሕብረት ሙሳ ፋቂ መሃማት፥ ጉባኤ ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ባንግላዲሽ ኣብ ኢትዮጵያ ናዝሩል ኢስላም ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ባንግላዲሽ ኣብ ኢትዮጵያ ናዝሩል ኢስላም ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ ርክብ ኢንቨስትመንት ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምጥንኻር፣ ሰብ ሃፍቲ ባንግላድሽ ክሳተፍሎም ዝኽእሉ ተወሳኺ ዕድላት ኢንቨስትመንት ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እንነብረሉ ይኹን መስዋእቲ ንኸፍሎ ንሃገርን ህዝብን ኢዩ-ኣባላት ሰራዊት Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ወታደር ዝነብር ይኹን መስዋእቲ ዝኸፍል ንሃገርን ህዝብን ኢዩ ክብሉ ኣባላት ሰራዊት መሰረታዊ ስልጠና ብርሸለቆ ተዛሪቦም። እቲ ሰራዊት ካብ ቤተሰቡን ናብርኡን ቀዳምነት ንሃገሩን ህዝቡን ብምባል ደኺሙንን ሰልቺዩንን እንተይበለ ዝተውሃቦ ሕገ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 39 ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ምውላዕ ለበዳ ቫይረስኮሮና ብኣካል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ መበል 39 ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ። እቲ ኣኼባ፥ ትኹረት ኣብ ዘድልዮም ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ዘድበ ከምዝኸውን ትፅቢት…