Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽነር ኣይተ ግርማ ሰይፉ ርኽክብ ስራሕ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኮይኖም ዝተሸሙ ኣይተ ግርማ ሰይፉ ርኽክብ ስራሕ ገይሮም። ኣይተ ግርማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣዲስ ኣበባ ብምርካብ ርኽክብ ስራሕን ምስ ኣባላት ማኔጅመንት ምፍላጥን…

ዝተጣየሸ መንግስቲ ኣብ ሰላምን ኢኮኖሚን ኣቐዲሙ ኣድህቦ ገይሩ ክሰርሕ ኣለዎ – ኣመራርሓታት ፖለቲካ ፓርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕዚ ዝተጣየሸ ሓዱሽ መንግስቲ ኣብ ሰላምን ኢኮኖሚን ኣቐዲሙ ኣድህቦ ገይሩ ክሰርሕ ከምዝግባእ ኣመራርሓታት ፖለቲካ ፓርቲ ገሊፆም። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ በዓል ሽመትን ምስረታ መንግስቲን ዘነጋገሮም ኣመራርሓታት ፖለቲካ ፓርቲ፥ መንግስቲ…

ኣብ ማእኸላይ ምድብ ኣየር ብኣፈፃፅማ ስረሖም ዕዙዝ ውፅኢት ንዘመዝገቡ ኣባላት ሰራዊት ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ማእኸላይ ምድብ ኣየር ብኣፈፃፅማ ስረሖም ዕዙዝ ውፅኢት ንዘመዝገቡን ፃንሒት እዋኖም ዝሸፈኑን ኣባላት ሰራዊት እቲ ምድብ ኣባላት ሰራዊት ዕቤት መዓርግ ሂቡ። ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ንሎጂስቲክስ ብርጋዴር ጀነራል ነገራ…

ፖሊስ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ምስጋና ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ጀሚሩ በዓል ሓዱሽ ዓመት፣ በዓል መስቀል፣ መዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔን ሆራ ኣርሰዴን፣ በዓል ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲን ስነ-ስርዓት በዓል ሽመትን ብዘይ ፀገም ፀፅታ ከምዝተዛዘሙ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር…

ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጥንኩር ርክብ ክህልወና ኢዩ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጥንኩር ርክብ ክህልወና ኢዩ” ክብሉ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ገሊፆም። ምጥያሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ዝህልዎም ርክብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዝኸፍት ከምዝኾነ እቶም ሓለፍቲ…

ኤክስፖ ዱባይ 2020 ፖቪሊዎን ኢትዮጵያ ንዑደት ብዕሊ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዱባይ ዝካየድ ኤክስፖ ዱባይ 2020 ፖቪሊዎን ኢትዮጵያ ትማሊ ብዱሙቕ ኩነታት ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣምባሳደር ምስጋና ኣረጋን ኮሚሽነር ጀነራል ኤክስፖ ዱባይ 2020…

ብሄራዊ ባንኪ ኣብ ገደብ ልቓሕ ምምሕያሽ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ምስ ቀረብ ልቓሕ ተተሓሒዡ ተነቢሩ ዝነበረ ገደብ ልቓሕ ምምሕያሽ ምግባሩ ኣፍሊጡ። ኣብቲ መመሓየሺ ባንኪታት ሓሙሽተ ዓይነታት ልቓሕ ክፈቕዱ ከምዝኽእሉ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ድማ ባንኪታት…

ክልተ ትካላት ትምህርቲ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት 5 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ቴክኒካል ኢትዮጵያን ኤጀንሲ ትምህርቲ ስልጠና ቴክኒክን ሙያን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት 5 ነጥቢ 3 ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሮም። እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን ምግቢን ምግቢ ተንከፍን፣…

ኣብ ሽልማት ኖቤል ዓውዲ ሕክምና 2021 ክልተ ተመራመርቲ ተዓወትቲ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሽልማት ኖቤል ዓውዲ ሕክምና ወይ ድማ ፊዚዮሎጂ 2021 ዴቪድ ጁሊየስን ኣርደም ፓታፑቲያን ዝተብሃሉ ክልተ ተመራመርቲ ብሓባር ተዓወትቲ ኮይኖም። እቲ ውሳነ ተመሓላሊፉ ዘሎ ኣብ ናይ ትማሊ ዕለት ኢንሰትቲትዩት ካሮሊንስካ ስዊድን ብዝተሰየመ…

ኣብ በዓል ሽመት ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ዝተሳተፉ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ናብ ሃገሮም ምምላስ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ተረኺቦም ኢዮም። ፕሬዚዳንት ጂቡቲ እስማኤል ኦማር ጊሌህ ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ በዓል ሽመት ተሳቲፎም ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም…