ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካዳሚ ስፖርት መናእሰይ ኢትዮጵያ ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያ ብዝብል ተሰይሙ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብመሰረት መመሓየሺ ኣፈፀምቲ ኣካላት ፌደራል ኣካዳሚ ስፖርት መናእሰይ ኢትዮጵያ፤ ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያ ተባሂሉ ተሰይሙ። ብተመሳሳሊ ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ፀረ መበራታዕቲ ቅመማት ኢትዮጵያ ድማ በዓል መዚ ፀረ መበራታዕቲ ቅመማት ኢትዮጵያ ኮይኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንበሪ ገዛ ውልቀሰብ ዝተፈላለዩ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናትን ሰነዳትን ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ኣብ መንበሪ ገዛ ሓደ ውልቀሰብ ብዝተገበረ ፍተሸ ዝተፈላለዩ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናትን ሰነዳትን ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። 24 መስከረም 2014 ዓ.ም ኣብቲ ክፍለ ከተማ ወረዳ 7 ቀበሌ 32 ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ጅግጅጋ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ላዕለዎት ልኡኽ ፌዴራልን ክልል ኦሮሚያን ናብ ጅግጅጋ ኣቲዩ። ኣብቲ ብኣይተ ሽመልስ ዝተመርሐ ልኡኽ፥ ሚኒስትር ሕርሻ ኣይ ዑመር ሑሴን፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኦሮሚያ ሰዓዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ቀዳማዊ ፓትሪያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ “እንኳዕ ደስ በሎም” ኢሎም Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ቀዳማዊ ፓትሪያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ብምዃን ብምሿሞም "እንኳዕ ደስ በሎም" ኢሎም። ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ምስ ካልኦት ኣቦታት ብምዃን…
ቢዝነስ ኣብ ክልተ ኣዋርሕ 10 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ 10 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ብምእካብ 119 ነጥቢ 8 ትልሚ ከዕውት ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ። ቢሮው ገቢውን የሰበሰበው ከደረጃ “ሀ”፣ “ለ” እና “ሐ” ግብር ከፋዮች እንደሆነ ገልጿል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 1.5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ክዳውንቲን ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብዘብፀሖ ዕንወት ካብ ከባቢ ዞባ ሰሜን ወሎ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ደሴ…
ቢዝነስ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንፈለማ እዋን ፍርያት ኣቦካዶ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ክቐርብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንፈለማ እዋን ፍርያት ኣቦካዶ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ምቕራብ ከምዝጅመር ተገሊፁ። ንሓረስቶት ኣፍረይቲ ኣቦካዶን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላትን መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ክብረ በዓላትን መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ምጥያሽ መንገስቲን ብሰላም ምክያዱ ኣመስጊነን Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዓበይቲ ክብረ በዓላትን መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ምጥያሽ መንገስቲን ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ብምክያዱ ምስጋና ኣቕሪበን። ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳለጡ ክብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ሽመት ንዝተውሃቦም ሚኒስትራት ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ሽመት ንዝተውሃቦም ሚኒስትራት ፅቡቕ ዘበን ስራሕ ንኽኾነሎም ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ። እቲ ፓርቲ ኣብ ማሕበራዊ ትዊተር ገፁ ኢዩ ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ ዘሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝርዝር ተፀዋዕቲ ትካላት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንቀዳማይ ሚኒስትርን ከም ብሓዱሽ ንዝተጣየሹ ቤት ዕዮ ሚኒስትራትን ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ትካላት ዝርዝር ዕላዊ ኮይኖም። ብመሰረት እዚ፥ ንቀዳማይ ሚኒስትር፣ ንብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ፣ ንሚኒስቴር ክእለት ስራሕን ሚኒስቴር ፍትሒን ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ትካላት…