Fana: At a Speed of Life!

ወይዘሮ ሎሚ በዶ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮይነን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ሎሚ በዶ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮይነን ተመሪፀን። እተን ምክትል ኣፈ ጉባኤ ኣብ ቅድሚ ኣባላት እቲ ባይቶ ብምቕራብ ብፕሬዚዳን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወይዘሮ መኣዛ ኣሸናፊ ቃለ ማሕላ ፈፂመን። እዋናዊ ሓበሬታ…

ኣይተ ታገሰ ጫፎ ንዋና ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮይኖም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ታገሰ ጫፎ ንዋና ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮይኖም ተመሪፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ኣብ ቅድሚ እቶም ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ሓበራዊ ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ፌዴራል ብህዝቢ ዝተመረፀን ብሓዱሽ መልክዕ ዝተወደበን መንግስቲ ምጥያሽ መንግስቲ ብብሄራዊ መዝሙር ኢትዮጵያ ተጀሚሩ:: እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ምጥያሽን መኽፈቲን ጉባኤ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ሎሚ መዓልቲ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ምጥያሽን መኽፈቲን ጉባኤ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። ሎሚ መዓልቲ 24 መስከረም 2014 ናይ መወዳእታ ሰኑይ ወርሒ መስከረም፥ ኢትዮጵያ ሓዱሽ መንግስቲ ተጣይሸሉ መዓልቲ ኢዩ።…

ኦሊሴንጎ ኣባሳንጆ ኢትዮጵያ ኣብ እትገብሮ ሓዱሽ ምጥያሽ መንግስቲ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ናይጀሪያ ኦሊሴንጎ ኣባሳንጆ ኢትዮጵያ ኣብ እትገብሮ ሓዱሽ ምጥያሽ መንግስቲ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚደንት  ቦሌ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሑ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን  ዶክተር ኣብርሃም በላይን…

ሓወይ ማኪ ሳል ናብ ኢትዮጵያ ብሰላም ብምምፅኦም ደስ ኢሉኒ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሴኔጋል ሓወይ ማኪ ሳል ናብ ኢትዮጵያ ብሰላም ብምምፅኦም ደስ ኢሉኒ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ መራሕቲ ዝተፈላላያ ሃገራት ኣጋይሽን ፅባሕ ኣብ ዝካየድ ምጥያሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ።…

ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ሙሃሙዱ ቡሃሪ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ሙሃሙዱ ቡሃሪ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ካልኦት ላዕዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ በል ብምርከብ ኣቀባብላ…

ፕሬዚዳንት ሴኔጋል ማኪ ሳል ፅባሕ ኣብ ዝግበር ሓዱሽ ምስረታ መንግስቲ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሴኔጋል ማኪ ሳል ፅባሕ ኣብ ዝግበር ሓዱሽ ምስረታ መንግስቲ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ቀዳማይ  ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ እቶም ፕሬዚደንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ኣብቲ ኣቀባብል ስነ ስርዓት…

መርሃ ግብሪ ምጥያሽ መንግስቲ ፌዴሪኢ ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ ካብ ሰዓት 3 ንጎሆ ጀሚሩ ንትራፊክ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ተገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኦሊስ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምጥያሽ መንግስቲ ፌዴሪኢ ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ ካብ ሰዓት 3 ንጎሆ ጀሚሩ ንትራፊክ ዕፁዋት ዝኸኾን መገዲታት ዕላዊ ገይሩ። አተ ምጥያሽ መንግስቲ ዕዉት ንክኸውን ዘድሊ ቅድመ ምድላው ብምዝዛም ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ…

በዓል ሆራ ኣርሰዴ ኢሬቻ ብሰላም ተዛዚሙ  – ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) በዓል ሆራ አርሰዴ ኢሬቻ ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ኦረሚያ ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…