ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ኣካላት ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዊዘርላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሶማሊያ ዝተዋፈረ ዓቃቢ ሰላም ኣሚሶምን ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ገይሮም። ኣብ ስዊዘርላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሃገራዊ ልኡኽትኡ ካብ ምውፃእ ጎድናጎድኒ ትካላዊ ውዳብኡ እውን ብዝበለፀ እናዘመነ ይርከብ – ብ/ጄነራል ነገራ ሌሊሳ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሃገራዊ ልኡኽትኡ ካብ ምውፃእ ጎድናጎድኒ ትካላዊ ውዳብኡ እውን ብዝበለፀ እናዘመነ ከምዝርከብ ምክትል ኣዛዚ ንሎጂስቲክስ ኣየር ብርጋዴር ጄነራል ነገራ ሌሊሳ ገሊፆም። ብርጋዴር ጄነራል ነገራ ሌሊሳ ፃውዒት መንግስቲ ስዒቡ ናብ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንጅነር የኋላሸት ጀመረ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንኢንጅነር የኋላሸት ጀመረ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ገይሮም ሾይሞምዎም። እተቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ 3 ጥሪ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንኢንጅነር የኋላሸት ጀመረ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ማሪታይም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ፕሮጀክት ዲጂታል ፋውንዴሽን ኣብ ዝተትሓዘሎም ትልሚ መሰረት ብምግባር ይሳለጥ ኣሎ – ሚኒስትር ዲኤታ ሁሪያ ዓሊ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ጥር 6፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ብላዕለዋይነት ዝመርሖን ብባንኪ ዓለም ዝድገፍን ፕሮጀክት ፋውንዴሽ ዲጂታል ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ብመሰረት ዝተትሓዘሉ ትልሚ እናተሳለጠ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ሁሪያ ዓሊ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ዲኤታ ኣብ ባንኪ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝብና ፍልፍል ጅግንነትና ኢዩ – ጀነራል ባጫ ደበሌ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ህዝብና ፍልፍል ጅግንነትና ኢዩ” ክብሉ ዋና ኣተሓባባሪ ህንፀት ሰራዊት ሚኒስቴር ምክልኻል ጀነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። “ምስ ህዝብና ኮይንና ናብ ኣዲስ ኣበባ ከኣቱ ኢየ ኢሉ እናፈከረ ዝነበረ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ኣብ ዝወረሮ መሬት ንኽቕበር ገይርናዮ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ውድድር ሽልማት ብሩጀህ ሓሳብ ፈጠራ ንግዲ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ብዝተገበረ ሃገር ለኸ ፃውዒት እናተኻየደ ዝነበረ ውድድርን ስልጠናን ተዛዚሙ ካብ ሞንጎ ዝተመዝገቡ 462 ሓሳባት እቶም 30 ንሽልማት በቒዖም። እቲ ሽልማት ዘበርከታ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል፥…
ኮሮናቫይረስ ሃገራት ኣፍሪካ ብዛዕባ ዝርገሐ ኣሚክሮን ሓበሬታ ምቕራብ ብዘይምኽኣለን ብዛዕባ ኩነታት ዝርገሐ ንምግላፅ ኣፀጋሚ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣፍሪካ ብዛዕባ ዝርገሐ ኣሚክሮን ቫይረስ ኮሮና ሓበሬታ ከቕርባ ብዘይምኽኣለን ኩነታት ዝርገሐ እቲ ቫይረስ ንምግላፅ ኣፀጋሚ ከምዝገበሮ ማእኸል ቁፅፅር ሕማማት ኣፍሪካ (ሲዲሲ) ገሊፁ። ዳይሬክተር ሲዲሲ ዝኾና ዶክተር ጆን ንከንጋሶንግ ከምዝበለኦ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ከተማ ጅግጅጋ ኣትዩ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምመሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር ናብ ከተማ ጅግጅጋ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ጋራድ ዊልዋል እንትበፅሕ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ ድርቂ ጉድኣት ዝበፅሖም ዜጋታት ቅልጡፍ ምላሽ ሓገዝ ንመሃብ ዘኽእሉ ስራሕቲ ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብዝረአ ሓደጋ ድርቂ ጉድኣት ዝበፅሖም ዜጋታት ቅልጡፍ ምላሽ ሓገዝ ንመሃብ ዘኽእሉ ስራሕቲ ብትኹረት ምስራሕ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣገንዚቦም። ኮሚቴ ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ባሕርዳር ልዕሊ ብር 110 ሚሊየን ዘውፅእ ናይ ዓይነት ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ባሕርዳር ካብ ነበርቲ እታ ከተማ፣ማሕበረሰብ ንግዲ፤ ካብ ሰብ ሃፍቲን ካብ ዝተፈላለዩ ክፍላት ማሕበረሰብን ዘተኣኻከቦ ልዕሊ ብር 110 ሚሊየን ዘውፅእ ምግብን ዝተፈላለዩ ኣልባሳትን በቲ ኩናት ንዝተመዛበሉን ሃፍቲን ንብረቶምን ንዝዓነዎም…