ኣብ ጎንደር በዓል ጥምቀት ብስላም ንክኽበር ሕብረተሰብ ዘሳተፈ ስራሕቲ ፀጥታ ይካየድ ኣሎ – ፖሊስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር በዓል ጥምቀት ብስላም ንክኽበር ሕብረተሰብ ዘሳተፈ ስራሕቲ ፀጥታ እናተኻየደ ከምዝርከብ መምርሒ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
በዓል ጥምቀት ኣብ ዩኒስኮ ዝተመዝገቡ ዘይድህሰሱ ሓድግታት እቲ ሓደ እንትኸውን÷ እዚ በዓል ኣብ ከተማ ጎንደር…