ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ እናበፅሓ ዝርከብ ፅዕንቶ ንምፅዋርን ዘለዋ ሓቂ ተበፃሒ ንምግባርን ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፋ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ማሕበረሰብ ዓለም እናበፅሓ ዝርከብ ፅዕንቶ ንምፅዋርን ዝሓዘቶ ሓቂ ተበፃሒ ንምግባርን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ዳያስፖራታት እናሰርሑ ከምዝኾኑ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ሰላማዊት ዳዊት፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ስምምዕነት 9 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፋ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ማሕበረ ሰብ ራዲዮ ንምህናፅ ዘኽእሎ ውዕሊ ስምምዕነት 9 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት፥ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠውን ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ንዝፍጠር ፀገምን ጥሜትን ተሓታቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢዩ – ዶ/ር አረጋዊ በርሀ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ትግራይ ንዝፍጠር ፀገምን ጥሜትን ተሓታቲ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክኸውን እናተገበአ ናብ መንግስቲ ፌዴራል ምስባብ ዝግበር ፃዕሪ ተቐባልነት የብሉን” ክብሉ ኣቦ መንበር ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ትግራይ ዶክተር አረጋዊ በርሀ ገሊፆም። ነባር ምሕዝነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሃረሪ ግዚያዊ ውፅኢት መረፃ ይግለፅ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ዝተፈላለዩ ጣቢያታት መረፃ ግዚያዊ ውፅኢት መረፃ ይግለፁ ኣለዉ። ህዝቢ ውፅኢት እናተመልከተ ከምዝርከብ ካብ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌስቲቫል ኢሬቻ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቲቫል በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ በዓል ኢሬቻ በዓል ፍቕሪን ሰላምን ኢዩ፤ ምሕዝነት ኣብ ምጥንኻር እውን ቁልፊ ግደ ኣለዎ ኢለን። ኣብ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ብሰላም ንኅኽበር ምድላው ተዛዚሙ – ፖሊስ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኽር በዓል ኢሬቻ ብሰላም ንኽኽበር ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ናብ ስራሕ ምእታዉ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ እቲ በዓል ብሰላም ንኽኽበር ምስ ሰራዊት ምክልኻል፣ ብሄራዊ ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሃገር ንኽወፅኡ ኣብ ዝተኣዘዙ ዜጋታት ወፃኢ ዝተወሰደ ስጉምቲ ሕጋዊነት ንምዕሳል ዝተወሰነ፤ ንካኻልኦት እውን ትምህርቲ ዝህብ ኢዩ – ኣምባሳደር… Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ዝሰርሑን ካብ ዝተዋፈሩሉ ዕላማ ወፃእ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ዝጎድእ ተግባር ተዋፊሮም ዝተረኸቡን ሸውዓት ዜጋታት ወፃኢ ዝተወሰደ ስጉምቲ ሕጋዊነት ንምዕሳል ዝተወሰነ፤ ንካኻልኦት እውን ትምህርቲ ዝህብ ከምዝኾ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይሕጋዊ ምዝውዋር ገንዘብ ሕጋዊ ገይርካ ምጥቃምን ግብረ ራዕዲ ብገንዘብ ምሕጋዝን ዘብፅሑዎ ጉድኣት ዝድህስስን ኣንፈት መፍትሒ ዝሕብርን መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ። Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይሕጋዊ ምዝውዋር ገንዘብ ሕጋዊ ገይርካ ምጥቃምን ግብረ ራዕዲ ብገንዘብ ምሕጋዝን ኣብ ከባቢ ተፈጥሮ ዝበፅሑ ገበናት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡሉ ብርኪን ዝድህስስን ኣንፈት መፍትሒ ዝሕብርን መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ስፓርት ደ/ር ፍትህ ወልደሰንበት ፕሬዚዳንት ዞባ ሓሙሽተ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሶ ኢድ ኣፍሪካ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ደ/ር ፍትህ ወልደሰንበት ፈላማይ ኢትዮጵያዊ ፕሬዚዳንት ዞባ ሓሙሽተ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሶ ኢድ ኣፍሪካ ኮይኖም ተሾይሞም። ዶክተር ፍትህ፥ ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝተገበረ ኮንግረስ መረፃ ምብራቕ ኣፍሪካ ዞባ ሓሙሽተ ኢዮም ንኡጋንዳዊ ሕፁይ 6 ብ3…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ሹመት ኣባላት ኣፈፀምቲ ስራሕ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ሹመት ኣባለት ኣፈፀምቲ ስራሕ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፥ 1- ም/ርእሰ ምምሕዳር፦ ኤላማ አቡበከር 2- ብም/ርእሠ ምምሕዳር ማዕርግ ኣተሓባባሪ ክላስተር ጉዳያት ሰናይ መምሕዳር ፦ አህመድ መሀመድ ሁሴን 3-…