ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ መርሃ ግብሪታት ምስረታ ሃገረ መንግስቲን በዓል ኢሬቻ ዘሎ ምድላው ፀፅታን ድሕንነትን ኣመልኪቱ ልዝብ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ መርሃ ግብሪታት ምስረታ ሃገረ መንግስቲን በዓል ኢሬቻ ዘሎ ምድላው ፀፅታን ድሕንነትን ኣመልኪቱ ልዝብ ኣካይዱ ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፖሊስ ፌዴራል፣ ማእኸል…