ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ንክኾኑ ሸይሙዎም Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣይተ ርስቱ ይርዳው ርእሰ ምምሕዳር እቲ ከልል ንክኾኑ ሸይሙዎም። ኣይተ ርስቱ ኣብ ቅድሚ እቲ ቤት ምኽሪ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ፋጤ ሰርሞሎን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ብምዃን ተመሪፀን Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወ/ሮ ፋጤ ሰርሞሎን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ብምዃን ተመሪፀን። ኣይተ ንጋቱ ዳንሳ ድማ ምክትል አፈ ጉባዔ ንክኾኑ ተመሪፆም ኣለዉ። እተን ሓዳሽ ኣፈጉባኤ ካብ ነበር ኣፈጉባኤ እቲ ክልልርኽክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀፃሊ ጊዘ ንሃገርና ይቕሬታን ሓድነትን ጊዘ ንክኸውን እምነ-ዶ/ር ኣብረሃም በላይ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶ/ር ኣብረሃም በላይ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኢሬቻ ናይ ሰላም ፣ ፍቕሪ ፣ ይቕሬታን ሓድነትንምትሕስሳብን በዓል ኢዩ እሞ ቀፃሊ ጊዘ ንሃገርና ይቕሬታን ሓድነትን ጊዘ ንክኸውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ናይ መንግስቲ ምስረታ ጉባዔ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ናይ መንግስቲ ምስረታ ጉባዔ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ኣብ 5 ኣጀናዳታት ብምዝታይ እዞም ዝስዕቡ ውሳነታት ከመሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ ብመሰረት እዚ፥ 1/…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ባህላዊ ስርዓቱ ሓሊዩ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ንሳልሳይ ግዘ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ባህላዊ ስርዓቱ ሓሊዩ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ንምኽባር ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን ሓዊሱ ካብ ዝተፈላላያ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ዝመፅኡ ክፋላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ይኽበር ኣሎ። በዓል ኢሬቻ ኣብ ሆራ ፊንፊኔ ንመበል ሳልሳይ ግዘ እናተኸበረ እንትኸውን፥ ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን ካልኦት ዕዱማት እቲ በዓልን ይሳተፉ ኣለዉ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ ናይ ሰላም፣ ዕርቀ ሰነያ፣ ምስጋና፣ ሓድነትንሃፍቲ ህዝብን ብምዃን ክንጥቀመሉ ይግባእ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ናይ ሰላም፣ ዕርቀ ሰነያ፣ ምስጋና፣ ሓድነትንሃፍቲ ህዝብን ብምዃን ክንጥቀመሉ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣፍሊጦም። ኣይተ ሽመልስ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንኳዕ ንበዓል ኢሬቻ ኣብፀሐኩም- ኤምባሲ ሩሲያ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንኳዕ ንበዓል ኢሬቻ ኣብፀሐኩም ኤምባሲ ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ። ኤምባሲ ሩሲያ ንህዝቢ ኦሮሞን መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን ንኣምላኽ ዝቐርብ ናይ ምስጋና በዓል( ኢሬቻ ) እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኢሉ። እቲ ኤምባሲ ኢሬቻ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ካብ ሃገር ንክወፅኡ ትእዛዝ ዝተውሃቦም ዜጋታት ወፃኢ ዓዲ ኣመልኪቱ ፈፂሞምዎ ዝበሎም ዘይሕጋዊ ተግባር ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ካብ ሃገር ንክወፅኡ ትእዛዝ ዝተውሃቦም ዜጋታት ወፃኢ ዓዲ ኣመልኪቱ ፈፂሞምዎ ዝበሎም ዘይሕጋዊ ተግባር ዕላዊ ገይሩ። ኢቲ ሚኒስቴር ሎሚ ምሸት ኣብዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ውሕመ ተቖፂሮም ካብ ስነ ምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ መተከል ቀበሌ ኣልመሃል ዝርከብ ካምቦ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሙሉእ ብሙሉእ ዓንዩ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ቀበሌ ኣልመሃል ፍሉይ ሽሙ መንደር ሽንኩር ዝርከብ ካምቦ ሰራዊት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝዓነወ ተገሊፁ። ኣብዚ ድማ 47 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ከምዝተደምሰሱ ኣብቲ ከባቢ ናይ ዝርከብ ሰራዊት ኣመራርሓ ሻለቃ ዮሃንስ…