Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ኢኮኖሚያዊ ጉባኤ ኣፍሪካ-ኢራን ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ቴህራን እናተኻየደ ዝርካብ 3ይ ኢኮኖሚያዊ ጉባኤ ምትሕብባር ኣፍሪካ-ኢራንን ኣብ ዓለም ለኸ ኤክስፖን ትሳተፍ ኣላ፡፡ እቲ ጉባኤ ብቐንዲ ኣብ ሞንጎ ኢራንን ኣፍሪካን ዘሎ ኢንዱስትሪ፣ ንግድን የኢቨስትመንትን ምትእስሳር ንምጥንኻር…

ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ምክትል ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ምክትል ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ናይጄል ክላርክ ተዛቲዩ። ኣብ ኣፈፃፅማ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብምጥማት ዝተዛተዩ…

ኣብ ጃፓን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ዳዊት ወልዴ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጃፓን ከተማ ጊፉ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ዳዊት ወልዴ ተዓዊቱ፡፡ ነቲ ውድድር 1፡00፡06 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳማይ ብምውፃእ ዝዛዘመ ኣትሌት ዳዊት ወልዴ፤ ኣብቲ ውድድር እንትሳተፍ ንፈለማ እዋን…

10 ሺሕን 600 ዕጡቓት ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ከምዝተቐበሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ 10 ሺሕን 600 ዕጡቓት ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ከምዝተቐበሉ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል እሸቴ የሱፍ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም፡፡ ከም ገለፃ እቶም ሓላፊ፤ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብምንቅስቓስ ኣብ ተግባር ዘረፋን ምቕታልን…

ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 45 ውድድር ጉያ ማራቶን ለንደን ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡ ኣትሌት ትግስት ነቲ ርሕቐት ንምዝዛም 2 ሰዓት 15 ደቒቕን 50 ሰከንድን ወዲኡላ፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ውድድር ኬንያዊት…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ፀሓፊ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ኤሪክ ሜየር ኣብ ዝተፈላለዩ ክልተኣዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም፡፡ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ኤሪክ ሜየር፤ ኢትዮጵያ እናገበረቶ ኣብ ትርከብ ሃገር በቆል ሪፎርም…

ኣብ ወደብ ኢራን ብዘጋጠመ ከልዑል ምፍንጃር ቁፅሪ መወትቲ 25 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወደብ ኢራን ብዘጋጠመ ከልዑል ምፍንጃር ቁፅሪ መወትቲ 25 እንትበፅሕ 800 ሰባት ከምዝተጎድኡ ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓደጋ ትማሊ ንጉሆ ኣብ ደቡባዊ ባንዳር ጥቓ ከተማ ኣባስ ኣብ ዝርከብ ወደብ ንግዲ ሻሂድ ራጃኢ ዘጋጠመ ኢዩ። በቲ ሓደጋ ኣብ…

ኖቲንግሀም ፎረስትን ማንቼስተር ሲቲን ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ኤፍ ኤ ካፕ ክራኸባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ኤፍ ኤ ካፕ እንግሊዝ ኖቲንግሀም ፎረስትን ማንቼስተር ሲቲን ምሸት ሰዓት 12፡30 ክራኸባ ኢየን። ማንቼስተር ሲቲ ንቦርንመዝ ብምስዓር ናብ ፍርቂ ፍፃመ ዝሓለፈት እንትትከውን፤ ኖቲንግሀም ፎረስት ድማ ንብራይተን ብምስዓር…

ኢፕስዊች ታውን ናብ ሻምፒዮን ሺፕ ወሪዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢፕስዊች ታውን ሳውዛምፕተንን ሌስተር ሲቲን ስዒባ ናብ ሻምፒዮን ሺፕ ምውራዳ ተረገጊፁ፡፡ ሎሚ ዝተካየደ መበል 34 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኢፕስዊች ታውን ብኒውካስል ዩናይትድ 3 ን 0 ተሳዒራ ካብቲ ሊግ ወሪዳ፡፡…

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጀርመን ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣዲዳስ ኣዲዜሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብ ውድድር 5 ኪሎ ሜትር ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መዲና ኢሳ ቀዳማይቲ ብምዃን እንትትዕወት ብደቂ ተባዕትዮ ድማ ዮሚፍ ቀጀልቻ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓወትቲ…