Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተራእየ ሓድነትን ኣብ ካልኦት ሃገራዊ ስራሕቲ ክጠናኸር ይግባእ – ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተራእየ ሓድነትን ምትሕብባርን ኣብ ካልኦት ሃገራዊ ስራሕቲ ልምዓት ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣለዎ ኢሎም ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ነበር ሃይለማርያም ደሳለኝ። ብገንዘብ ኢትዮጵያዊያን፣ ረሃፅን ደምን ግሁድ ዝኾነ…

ንናይ ቀረባን ርሑቕን ፀላእቲ ንሕና ኢትዮጵያውያን ዘይመውት ስም እምበር ዘይመውት ኣካል የብልናን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቀረባን ርሑቕን ብልፅግና ኢትዮጵያ ዝሳኻዕ ዘይመስሎም ናይ ቀረባን ሩሕቅን ፀላእቲ፣ ንሕና ኢትዮጵያውያን ዘይመውት ስም እምበር ዘይመውት ኣካል የብልናን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ዳግማይ ዓድዋ ዝኾነን መግለፂ ህብረ…

ደቡብ ሱዳን ካብ ግድብ ህድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሓይሊ ንምርካብ ኣብ ቀረባ እዋን ስምምዕነት ክትፍፅም እያ- ፕሬዚዳንት ሳልቫ ኪር

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቡብ ሱዳን ኣብ ቀረባ እዋን ሓይሊ ካብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንምርካብ ስምምዕነት ክትፍፅም እያ ኢሎም ፕሬዚዳንት ሳልቫ ኪር ማያርዲት ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፣…

ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ብዛዕባ ዓብዩ ግድብ ህዳሰ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምልክት ህብረ ብሄር ብሄራዊነት ኢትዮጵያውያን ዝኾነ ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ተዛዚሙ ንምረቓ ምብቕዑ ትኹረት ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ስሒቡ፡፡ እቲ ኩነታት ካብ ዝፀብፀባ መራኸብቲ ሓፋሻት ቢቢሲ፣ ሮይተርስ፣ አሶሺየትድ ፕሬስ፣ አልጀዚራ፣…

ኢትዮጵያ ናይ ታሕተዎት ተፋሰስ ሃገራት ኣሕዋት ሓቂ ኣይተትርፍን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ታሕተዎት ተፋሰስ ሃገራት ኢትዮጵያ እቲ ግድብ ዝሃነፀቶ ንምምዕባለን ነቲ ዞባ ብርሃን ንምዃን እምበር ብፍፁም ጎረባብቲ ኣሕዋት ንምጉዳእ ኣይኮነን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ዳግማይ ዓድዋ ዝኾነን መግለፂ ህብረ ብሄራዊነት…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንፍፃመ ንኽበቅዕ ኣስተዋፅኦ ንበርከቱ ኣካላት ናይ ክብሪ ኒሻን ተበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንፍፃመ ንኽበቅዕ ኣስተዋፅኦ ንበርከቱ ኣካላት ናይ ክብሪ ኒሻን ሽልማት ኣበርኪቶም፡፡ ናይ ዘነናት ሕራነ ኢትዮጵያውያን ዝነበረ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ህንፀቱ ተዛዚሙ ስነ ስርዓት ምረቓ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ታሪኽ ኩሎም ፀለምቲ ህዝቢታት ኮይኑ ዝነብር ዓብዪ ገሊ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤምሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ታሪኽ ኩሎም ፀለምቲ ህዝቢታት ኮይኑ ዝነብር ዓብዪ ገሊ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ናይ ዘበናት ሕራነ ኢትዮጵያውያን ዝነበረ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ህንፀቱ ተዛዚሙ ስነ ስርዓት ምረቓ ኣብ ጉባ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤ ምሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መግለፂ ህብረ ብሄራውነት ኢትዮጵያውያን ዝኾነ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም፡፡ ናይ ኢትዮጵያውያን ናይ ዘበናት ሕራነ ዝነበረ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ህንፀቱ ተዛዚሙ ስነ ስርዓት…

ብይን ታሪኽን ፖለቲካን ዝለወጥናሉ ትእምርቲ ሓበራዊ ዓወታትና ኢዮም!

ብይን ታሪኽን ፖለቲካን ዝለወጥናሉ ትእምርቲ ሓበራዊ ዓወታትና ኢዮም! ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብፃዕሪ፣ ረሃፅ፣ ፍልጠትን ደምን ደቂ ዓባይ ኢትዮጵያ ዝተሃነፀ ትእምርቲ ምኽኣል ኢዩ፡፡ ድሕሪ ሕዚ ኢትዮጵያ ሃፍቲ ተፈጥሮኣ ፍትሓዊ ተረባሕነት እምበር ተመልካቲት ኣይኮነትን፤ ኣብ ኣፍሪካ ወናኒት…

ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ዲፕሎማሲያ ዑደት ንምግባር ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንቱ ኣብ ዓለም ለኸ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስተር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋይ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡…