ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ብኤር ፖሊስ ኮማንዶ ዘሰልጠኖም ኣባላት ሰራዊት ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ዔፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብቀዳማይ ዙር ኤር ፖሊስ ኮማንዶ ዘሰልጠኖም ኣባላት ሰራዊት ኣመሪቑ። ብመስዋእትነት ሰራዊትናን ህዝብናን ዘንፀላለወልና ሓደጋ ህልውና እናተመከተ ይርከብ ክብሉ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ንሎጂስቲክስ ኣየር ብ/ጄ ነገራ ሌሊሳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ህልውና ሃገር ንምድሓን ዝዓለመ ስለዝኾነ ኩሉ ሓላፍነቱ ንኽዋፃእ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሓፈሻዊ መምርሒ ሰራዊት እዚ ምዕራብን ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ኣባላት ፖሊስ ክልል ኦሮሚያን ከም ሃገር ኣብ ዝተነበረ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝርዝር ኣፈፃፅምኡን ግደ ኣፈፀምቲ ኣካላትን ተዛቲዮም። እቲ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን፥ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ናብ ፍሉይ ሓይሊ ዝፅምበሩ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ባህርዳር ናብ ፍሉይ ሓይሊ ዝፅምበሩ ምልምል ሰልጠንቲ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩሎም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ብመዓረርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቢሮ መምርሒ ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ወይዘሮ ብርሃን ንጉሴን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግናን ፓርቲ ዩናይትድ ራሽያን ርክቦም ንጥንኻር ዘትዮም Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ዋና ቤትፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራሕን ኣምባሳደር ፌዴሬሽን ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቨጌኒ ቴረኺን ርክብ ፓርቲ ብልፅግናን ፓርቲ ዩናይትድ ራሽያን ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ኣድሂቦም ዘትዮም። ኣብ መንጎ እቶም ፓርትታት ቅድሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተወዲቦም ፀፅታ ከባቢኦም ንዝሕልዉ ክፋላተ ማሕበረሰብ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ውዳበ ህዝቢ ኣጣይሾም ፀፅታ ከባቢኦም ንዝሕልዉ ክፋላተ ማሕበረሰብ ስልጠና ምሃብ ተጀሚሩ። ብነሰረት እዚ ኣብ ክፍለ ከተማታት ልደታ፣ ንፋስ ስልክ ላፍቶን ኣቃቂን ብውዳበ ህዝቢ ኣጣይሾም ፀፅታ ከባቢኦም ንዝሕልዉ ክፋላተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግምባር ጋይንት ጋሸና ዝኸተተ ህዝባዊ ሰራዊት ግቡኡ ብብቕዓት እናፈፀመ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዞባ ምዕራብ ጊጃም ናብ ግምባር ጋይንት ጋሸና ዝኸተተ ህዝባዊ ሰራዊት ዝተውሃቦ ወፍሪ ብብቕዓት እናፈፀመ ከምዝኾነ ኣባላት ተዛሪቦም። ኣባላት እቲ ህዝባዊ ሰራዊት ናብ ግምባር ካብ ዝኸዱሉ መዓልቲ ጀሚሩ ሓፈሻዊ ኩነታት እቲ ግምባርን ብዛዕባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣየር ዱባይ ምርኢት ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ A350-900 ኣየር ዱባይ ምርኢት ኣቕሪቡ። ኣብቲ ምርኢት ኣየር ልዕሊ 1 ሺሕን 200 ኣቕረብቲ ዓውደ ምርኢትን ልዕሊ 148 ሃገራት ከምዝተሳተፉ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ታካላት ተመዝጊቦም ኣብ ስራሕ ይርከቡ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ታካላት ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ተመዝጊቦም ኣብ ስራሕ ከምዝርከቡ ኤጀንሲ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ጅማ ዲልቦ ንትፕኢ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 3…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ሰላምን ፀጥታን እታ መዲና ንምሕላው ለይትን ቀትርን ይሰርሑ ምህላዎም ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራሓን ኣባላትን ፖሊስ ፌደራል ኣብ ዝፈላለዩ ግምባራት ካብ ዝገብርዎ ቃልሲ ብተወሳኺ እታ ከተማ ካብ ተለኣኣኽቲ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕድን መሻርኽቱን ንምሕላው ይሰርሑ ምህላዎም ገሊፆም። ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ስራሕቲ ተዋፊሮም ዝሰርሑ ኣባላት ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ንሃገሮም ብሓድነት ጠጠው ክብሉ ይግባእ – ኣምባሳደር ደሚቱ ሃምቢሳ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣሊያንን ግሪኽን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን መርሃ ግብሪ መትአኽኻብ እቶት እናሰናድኡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንሰራዊት ምክልኻልን ንዝተመዛበሉ ወገናትን ዝውዕል ሓገዝ እቶት ንምክያድ…