ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብታ መዲና ካብ ሎሚ ጀሚሩ ወፍሪ ክታበት ኮሮናቫይረስ ክካየድ እዩ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክታበት ኮሮና ቫይረስ ንተኸታታሊ 10 መዓልታት ብመልክዕ ወፍሪ ከምዝወሃብ ተገሊፁ። እቲ ክታበት ዕድሜኦም 18ን ልዕሊኡን ንዝዀኑ ክፋላት ሕብተሰብ ከምዝወሃብ ቢሮ ጥዕና እታ ከተማ ዝገለፀ እንትኸውን፥ ዜጋታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ 27 ዓመታት መሰል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዝተፀንዐ መልክዑ ይጥሕስ ነይሩ – ዶ/ር ኢዮብ ተካልኝ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ 27 ዓመታት ስርዓት ፌዴራል ብዝተሰሓሓተ መገዲ ብምጥቃም መሰል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዝተፀንዐ መልክዑ ይጥሕስ ከምዝነበረ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ዶክተር ኢዮብ ተካልኝ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ፅዕንቶ ወፃኢ ኢትዮጵያ እንተጠንኪራ ኣፍሪካ እውን ክትጥንክር ኢያ ካብ ዝብል ስግኣት ኢዩ” – ኣባዱላ ገመዳ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ዘሎ ፅዕንቶ ወፃኢ ኢትዮጵያ ሉኣላውነታ ሓሊያ ጠንኪራ እንተወፂኣ ኣፍሪካ እውን ክትጥንክር ኢያ ካብ ዝብል ስግኣት ዝፈልፈለ ከምዝኾነ ኣይተ ኣባዱላ ገመዳ ገሊፆም። ኣይተ ኣባዱላ ገመዳ ፅዕንቶ ወፃኢ እናበርተዐ ዝርከብ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሓታቲ ንምግባር ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ፅዕንቶ ከሕብር ይግባእ – ኣይተ ሌንጮ ለታ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይዚ ሰሙን ፀብፃብ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ስዒቡ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ጦር ግብረ ራዕዲ ወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ከባቢ ንፋስ መውጫ ብዝፈፀሞም ገበናት ተሓታቲ ንኽኸውን ፅዕንቶ ክገብር ከምዝግባእ ፖለቲከኛ ኣይተ ሌንጮ ለታ ገሊፆም። ኣይተ ሌንጮ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሰመኮ ህወሓት ኣብ ዞባታት ሰሜን ወሎን ደቡብ ጎንደርን ንፁሃን ከምዝቐተለን ዘረፋን ዕንወትን ንብረት ከምዝፈፀመ ኣረጋጊፀ ኢሉ Gebremariam Weldegerima Nov 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዞባታት ሰሜን ወሎን ደቡብ ጎንደርን ንፁሃን ከምዝቐተለን ዘረፋን ዕንወትን ንብረት ከምዝፈፀመ ኣረጋጊፀ ክብል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ ኣፍሊጡ። ዝተፈፀሙ ጥሕሰታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ወራር ኣብ ዝፈፀመሎም ከባቢታት ህዝቢ እናገበሮ ዝርከብ ቃልሲ ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Nov 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ወራር ኣብ ዝፈፀመሎም ከባቢታት ህዝቢ እናገበሮ ዝርከብ ቃልሲ ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ጉጅለ ወራር ኣብ ዝፈፀመሎም ዞባታት ዋግ ህምራ፣ ሰሜን ወሎን ደቡብ ወሎን፥ ማሕበረሰብ እቲ ከባቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኣምሓራ ምልምል ፖላዊስ ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Nov 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ን9ይ ዙር ዘሰልጠኖም ምልምል ፖላዊስ ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ። እቲ ኮሌጅ ዘመረቖም ምልምል ፖላዊስ ፍሉይ ሓይሊ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝተፈላለዩ ወታደራዊ ምርኢታት ኣርኢዮም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 2 ሺሕ መናእሰይ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ይዝትዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Nov 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ምስ ሰላምን ፀፅታን እታ ከተማ፣ ፖሊስ ኮሚሽንን ቢሮ ስፖርትን ብምትሕብባር ኢዩ ካብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ምስ ዝተውፃእፅ ልዕሊ 2 ሺሕ መናእሰይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ይዝቲ ኣሎ። ኣብታ ከተማ ዘብዒ ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣባይቲ ክራይ ቤት ዕዮታት ፌዴራል ዝወፅእ ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ወፃኢ ንምትራፍ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት ንኣባይቲ ክራይ ቤት ዕዮታት ፌዴራል ዝወፅእ ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ወፃኢ ንምትራፍ ፕሮጀክት ሓንፂፁ ስራሕቲ እናሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒሰስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣፍሊጡ። ውሑዳት ዘይበሃሉ ቤት ዕዮታት ፌዴራል ናይ ባዕሎም ቢሮ ዘይብሎም ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰንደቕ ዕላማና ምልክት ናፅነት ኣፍሪካውያን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰንደቅ ዕላማ ኢትዮጵያ ምልክት ናፅት ኣፍሪካዊያን ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅሒፎም። ኣርማ ናፅነት ኢትዮጵያ ዝኾነ ሓምለዋይ፣ ብጫን ቀይሕን ሰንደቕ ዕላማና ንብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካ ንቃልሲ ናፅነት…