ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መሓዙትና ድሌት ህዝቢ ኢትዮጵያ ከኽብሩ ይግባእ – ዶ/ር ኣብርሃም በላይ Gebremariam Weldegerima Nov 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ልዕሊ 100 ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ንምትርማስ ካብ ውሽጢን ወፃኢን ልዑል ፀገም ፀፅታ ከምዘጋጠመ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም። “ኢትዮጵያ ንምድኻምን ብዴሞክራሲያዊ መገዲ ዝተመረፀ መንግስቲ ንምግልባጥን እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሽም ዓለም ለኸ ትካላት ዝፍፀሙ ገበናት መንግስቲ ኣይዕገስን – ቢልለኔ ስዩም Gebremariam Weldegerima Nov 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብዘይግቡእ ይእሰሩኒ ኣለዉ ዝብል ክሲ መሰረት ዘይብሉ ኢዩ ክባላ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን። እተን ሓላፊት ምስ ሲጂቲኤን ኣብ ዝነበረን ፃንሒት ውድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላምን ፀፅታን ካብ ምሕላው ጎናጎኒ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ዝተመርሐን ካቢኔ እቲ ክልልን ዘካተተ ልኡኽ ኣብ ዞባ ሸቤሌ ዑደት ገይሮም። እቲ ልኡኽ ኣብቲ ዞባ ብፍላይ ኣብ ወረዳ ቤር ኣኖ ሩባ ዋቢ ሸበሌ ብምጥቃም ብመስኖ ዝለምዐ 75 ሄክታር ዝራእቲ ዝተዓዘበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ኣምባሳደር ብሪታኒያ ኣብ ኢትዮጵጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሓጋዚ ፕሮፌሰር በለጠ ሞላ ምስ ኣምባሳደር ብሪታኒያ ኣብ ኢትዮጵጵያ ዶክተር አላሰቴይር ማክፌይልን ተዛቲዮም። ሓጋዚ ፕሮፌሰር በለጠ ሞላ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኢትዮጰጵያን ብሪታኒያን ንነዊሕ ግዘ ዝፀንሐ ታሪኻዊ ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግምባር ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ቀፂሉ Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንወፍሪ ህልውና ኣብ ግምባር ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ዝግበር ሓገዝ ስንቂ ተጠናኺሩ ቀፂሉ። ብመሰረት እዚ ኣብ ክልል ሃረሪ ዝርከባ ኣዴታት ንሰራዊት ምክልኻልን ኣካላት ፀፅታን ዝኸውን ስንቂን እናሰናድኣ ከምዝኾና ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እንግሊዝ ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ልዕሊ 152 ሺሕ ፖውንድ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ልዕሊ 152 ሺሕ ፖውንድ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ። ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ እንግሊዝ “ሓደ ሽህ ድራር ንግድብ ህዳሰ” ብዝብል መሪሕ ቃል መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሬውተርስ ምስ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተተሓሒዙ ናይ ሕሶት ሓበሬታ የጋውሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሬውተርስ ኣብ ኢትዮጵያ ዝፀደቐ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ናይ ብሄር መንነቶም ዘመላኽት መለለዪ መንነት ንኽሕዙ የገድድ ኢዩ ብዝብል ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናጋውሐ ከምዝርከብ መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ። እቲ መፃረዪ ሓበሬታ፥ ፀብፃብ ሬውተርስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓድነታ ዝተሓለወ ሃገር ንመፃኢ ወለዶ ንምምሕልላፍ መስዋእትነት ክንከፍል ኢና – ነበር ኣባላት ሰራዊት Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓድነታ ዝተሓለወ ሃገር ንመፃኢ ወለዶ ንምምሕልላፍ መስዋእትነት ክንከፍል ኢና ክብሉ ኣብ ዞባ ሃዲያ ዝነብሩ ነበር ኣባላት ሰራዊት ገሊፆም። እቶም ኣባላት ንግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ከምዝገለፁዎ፥ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝመፅ ፀላኢ ንምድምሳስ ኣብ ዝካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ ጥዕና ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ጥዕና ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምና ሓገዝ ገይሩ። ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኦርዲን በድሪ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ተረኺቦም ከምዝበሉዎ፥ ኣብ ልዕሊ ሃገር ካብ ውሽጢንወፃኢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስዑድ ዓረብ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ክተጠናኽር ከምትደሊ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሳሚ ጀማል ዓብደላ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዘተኦም፥ ስዑድ ዓረብ ንዘፈር ሃፍቲ ማይ ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ ንዝገበረቶ ሓገዝ ገንዘብ 50 ሚሊየን…