ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሕጊ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣብ ዝጣሓሱ ልዕሊ 130 ሽሕ ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ ተወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ አዲስ አበባ ሕጊ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣብ ዝጣሓሱ ልዕሊ 130 ሺሕ ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ ምውሳዱ ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ እፍሊጡ።
እቲ ቢሮ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትራንስፖርት ሕጊ ብኣግባቡ ብምቁፅፃር ነበርቲ ካብ ምንግልታዕን…