Fana: At a Speed of Life!

ኣቦታት ሃይማኖትን መናእሰይን ኣብ ኣደባባይ መስቀል ወፍሪ ፅሬት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ትካላት እምነት ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ሃይማኖትን መናእሰይን ኣብ ኣደባባይ መስቀል ወፍሪ ፅሬት ኣካይዶም። ኤጀንሲ ምምሕዳር ደረቕ ርስሓት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ ኣበባ ብምትሕብባር በዓል ዳሜራ መስቀል…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ሃገራት ዝገብረኦ ሰብኣዊ ሓገዝ ክብ ንምባል ድሌት ኣርኢየን – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎና ጎድኒ መበል 76 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ምድንጋር ዘለዎም ወገናት ግንዛብ ኣብ ምሃብ ውፅኢታዊ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ኣምባሳደር ዲና ኣብ ናይ ትማሊ…

ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ኣሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ክጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳልጦ ጉባኤ ሓዱሽ መንግስቲ ክምስረት ኢዩ። ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ንጨፌ ኦሮሚያ ዝተመረፁ ኣባላት ፈላማይ ጉባኤኦም እቲ ክል ንሓሙሽተ ዓመት ዝመርሕ ኣካል ክውደብ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ነባር ኣባላት ተፋኒዮም…

በዓላት መስቀል፣ ኢሬቻን ስነ ስርዓት ምስረታ መንግስቲን ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ንክፍፀሙ ምድላው ተዛዚሙ- ፖሊስ ፌዴራል

ኣዲስ ኣበባ፣መስከረም 14፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት መስቀል፣ ኢሬቻን ስነ ስርዓት ምስረታ መንግስቲን ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ንክፍፀሙ ዘኽእል ምድላው ምዝዛሙ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ካብ ኢትዮጵያ ፌደራል ፖሊስ፣ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር፣ ብሔራዊ መረዳእታን ደሕንነትን፣ ኣዲስ ኣበባ ፖሊስ…

ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ናብ ወፍሪ “የነጩ ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግስት” ተሓዊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ፣ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ኢኖቬሽንና ቴክኖሎጂ ናብ ወፍሪ "የነጩ ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግስት" ተሓዊሶም መንግስቲ ኣሜሪካ ናይ ኢትዮጵያ ነባራዊ ኩነታት፣ ሉእላውነትን ውሽጣዊ…

ሃገራት ኣፍሪካ ምስ ነባራዊ ኩነታት ህዝበን ዝጠዓዓም ኣማራፂ ፖሊሲ ክኽተላ ከምዝግባእ ተገሊፁ  

ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 14 ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሃገራት ኣፍሪካ ምስ ነባራዊ ኩነታት ህዝበን ዝጠዓዓም ኣማራፂ ፖሊሲ ክኽተላ ከምዝግባእ ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ኣብ ዘዳለዎ መበል ራብዓይ ሴሚናር ፓርቲታት ፖለቲካ ቻይና ኣፍሪካ ተሓቢሩ። ኣብቲ ብኢንተርኔት ዝተኻየደ ሴሚናር ዝተሳተፉ ሓላፊ ዓውዲ…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ብፉሉይ ልኡኽ መንግስቲ እንግሊዝ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ብፉሉይ ልኡኽ መንግስቲ እንግሊዝ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ተዛቲየን። መንግስቲ ፌደራል ሃገራዊ ግዴታታት ኣብ ዘንብርሉ ህግጋታትን ዓለም ለኸ መአቀኒታት መሰረት  ምግቢ፣ መድሓኒትን…

30 ኩንታል በርበረን ሽሮን ዘየድሊ ነገር ሓዊሶም ናብ ዕዳጋ ዘቕረቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ወላይታ ከተማ ኣረካ ዘየድሊ ነገር ብምሕዋስ እኽሊ እናጠሓኑ ዝተረኸቡ ሰብ ዋና መጥሓን ብምዕሻግ ዘየድሊ ነገር ዝተሓወሶ ሽሮን በርበረን ብኤግዚብትነት ፖሊስ ክተሓዝ ተገይሩ። ኣብዚ ሰሙን ጥራሕ 17 ኩንታል በርበረን 13…

በዓል መስቀልን ኢሬቻን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅ ኣጋይሽ ኣብ ሆቴላት ፅቡቕ ኣቀባብላ እንግዶትን ክፅበዮም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀልን ኢሬቻን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅ ኣጋይሽ ኣብ ሆቴላት ፅቡቕ ኣቀባብላ እንግዶትን ከምዝፅበዮም ማሕበር ወነንቲ ሆቴላት ኣፍሊጡ። ንበዓል ኢሬቻ ዕድመ ዝተገበረሎም ካብ 400 ክሳብ 500 ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃን ኣጋይሽ…