ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓድነት ደው እንተኢልና ዝኾነ ይኹን ክንስዕር ነውኽል ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብሓድነት ደው እንተኢልና ዝኾነ ይኹን ክንስዕር ነውኽል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትረ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ፅባቐና ሓድነትና ኢዩ ኢሎም። በአንድነት ስንቆምም ማንኛውንም ነገር ማሸነፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ክልል ሃረሪ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ብምቅዋም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ክልል ሃረሪ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ብምቅዋም ከምኡ እውን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ህልውና ሃገር ንምርግጋፅ እናገበሮ ዝርከብ ተጋድሎ ብምድጋፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብ ከተማ ሃረር ስታዲየም ኢማም ኣሕመድ ኣብ ዝተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ዓድዋ ምዃንና ረሲዖም ብኣጉዋ ከፈራርሑና ይፍትኑ ኣለዉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሓደ ሓደ ምዕራባውያን ሃገራት ደቂ ዓድዋ ምዃንና ረሲዖም ብኣጉዋ ከፈራርሑና ይፍትኑ ኣለዉ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ኣብ ዝተኻየደ ንግብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ንሕና እናሃለና ኢትዮጵያ ኣይትዋረድን!” ዝብል ዓቢዪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣርባዕቲኡ ኣንፈት እታ ከተማ ዘዝተኣከበ ነባሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ልኡኹ ሸኔን ብምኹናን ናብ መስቀል ኣደባባይ ተጓዒዙ። ኣብቲ ዓቢዪ ሰላማዊ ሰልፊ ፈረሰኛታትን ካልኦት ብዝተፈላለዩ ሃገራዊን ወነ ዘለዓዕሉ ባህላዊ ሙዚቃታትን ዜማታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩልና ኢትዮጵያን ካብ ግምባር ክሳብ ደጀን ሰራዊት ኢትዮጵያ ኢና – ነበርቲ ዞባ ሃላባ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ )ነበርቲ ደቡብ ክልል ዞባ ሃላባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ንኹንንነ!! ኦድ ኣእታውነት ወፃኢ ብዝተሓባበረ ቅልፅምና ክነፍሽሎ ኢና! ኩልና ኢትዮጵያን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳን ወፍሪ ሚዲያን ምስሊ ሃገረይ ኣይበላሾን – ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝተዓደሙ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳን ወፍሪ ሚዲያን ምስሊ ሃገረይ ኣይበላሾን ክብሉ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝተዓደሙ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም። ትማሊ ንወረርቲ ኣይተምበርከኽናን፤ ሎሚ እውን እይንምብርከኽን! ንፅዕንቶ ወፃኢ ዝምበርከኽ መንነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሕና ብሉኣላውነትና ተደራዲርና ኣይንፈልጥን – ነበርቲ ከተማ ኣሰላ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ንሕና ብሉኣላውነትና ተደራዲርና ኣይንፈልጥን” ክብሉ ነበርቲ ከተማ ኣሰላ ገሊፆም። ነበርቲ ከተማ ኣሰላን ከባቢኣን ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ብምኹናን ካብ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሮም ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ብምስማዕ ኣብ ሓምለዋይ ስታዲየም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ነበርቲ ክፍለ ከተማ ልደታ እናስምዑዎ ዝርከቡ ጭርሖ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ነበርቲ ክፍለ ከተማ ልደታ እናስምዑዎ ዝርከቡ ጭርሖ - ብመሪር ቃልሲ ጥዑም ዓወት ክነመዝግብ ኢና! - ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ክብሪ ኣለና! - ንሰራዊት ምክልኻል ተኸፊሉ ዘይውዳእ ውዕለታ ኣለና!…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ከምኡ እውን ንሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ምክያድ ጀሚሩ። ነበርቲ እታ ከተማ ከካብ ከባቢኦም “ጁንታ ፀላኢ ኢትዮጵያ ኢዩ፣ ሓላፍነትና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ከምኡ እውን ህልውናን ሉኣላዊነትን ሃገር ንምሕላው መስዋእቲ እናኸፈለ ዝርከብ ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ንምድጋፍ ሎሚ መዓልቲ ህዝባዊ ሰልፊ ክካየድ ኢዩ። ኩሉ…