ኮሚሽነር ፍፁም ኣሰፋ ኣብ ጎና ጎኒ ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ ተሳቲፈን
አኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ከተማ ኒውዮርክ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 76 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት፥ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ ጎናዊ እናተኻየ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ተሳቲፈን፡፡
እተን ኮሚሽነር ኣብቲ መድረኽ፥ ኣብ…