Fana: At a Speed of Life!

መሰረታዊ ስልጠና ፖሊስ ዝወሰዱ መናእሰይ መርሃ ግብሪ ምረቓ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሰላምን ፀፅታን ንምሕላው መሰረታዊ ስልጠና ፖሊስ ዝወሰዱ 27 ሺሕን 540 ወለንታውያን መናእሰይ መርሃ ግብሪ ምረቓ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ይካየድ ኣሎ። “ኣነ ንኸተማይ ዘብዒ ሰላም ኢየ” ብዝብል ብኣተሓባባርነት ኮሚሽን ፖሊስ…

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ክተንብሮ ዝሓሰበቶ ማዕቐብ  ቻይና ተቓዊማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ክተንብሮ ዝሓሰበቶ ሓዱሽ ማዕቐብ  ቻይና ተቓዊማ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ሊጂያን ዣዎ ፥ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ክተንብሮ ዝሓሰበቶ ማዕቐብ  ቻይና ከምእትቃወም ኣብ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም።…

ኣምባሳደር ደሚቱ ምስ  ዋና ዳይሬክተር ትካል ምግብን ሕርሻን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣምብሳድር  ኢትዮጵያ  ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሃምቢሳ ምስ  ዋና ዳይሬክተር ትካል ምግብን ሕርሻን  ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ፋኦ) ዶክተር ኩ ዶንግዩ ተዛቲየን። እቲ ትካለ ምስ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዎ ሽርክናን ምትሕብባርን ብፍላይ ኣብ ዝሓለፉ …

ነዳዲ ኣቕረብቲ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነዳዲ ኣቕረብቲ ትካላት ኢጥዮጵያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ መሃያ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ዝተዋፅአ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይረን። ዋና ስራሕ  ኣፈፃሚ እቲ ትኣል ኣይተ ታደሰ ሀይለማሪያም፥ እቲ ድጋፍ ንኣካቢ ኮሚቴ ኣተኣኻኻቢ እቶት…

ጎኒ ንጎኒ መበል 76 ጉባኤ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ቭዥታ ዘለዎም ወገናት ትኽክለኛ ሓበሬታ ንክሕዙ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎኒ ንጎኒ መበል 76 ጉባኤ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ቭዥታ ዘለዎም ወገናት ትኽክለኛ ሓበሬታ ንክሕዙ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ  ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ኣብቲ ጉባኤ ዝሳተፉ ዘለዉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ…

ኣብ ዝተፈላዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ንዝነብሩ ስደተኛታት ዝተጠናኸረ ድጋፍ የድሊ – ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ውሕመ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ላዕዋይ ኮሚሽነር ጉዳይ ስደተኛታት ውሕመ ፍሊፖ ግራንዴ ተዛቲዮም። ኣተሓሕዛ ስደተኛታት፣ ኣወሃህባ ድጋፍን ምምሕዳር ካምፕ ስደተኛታትን ብዝምልከት…

ፈንድ ስነ ህዝቢ  ውድብ ሕቡራት መንግስታት 559 ሺሕ ዶላር ዘውፅእ ድጋፍ ንሚኒስትር ጥዕና ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈንድ ስነ ህዝቢ  ውድብ ሕቡራት መንግስታት 559 ሺሕ ዶላር ዘውፅእ ድጋፍ ናውቲታት ሕክምና ንሚኒስትር ጥዕና ኣረኪቡ። እቲ ድሃፍ ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዘለዋ 28 ትካላት ጥዕና ከምዝኸውን ተገሊፁ። ተወካሊ ፈንድ ስነ ህዝቢ  ውድብ ሕቡራት…

ብዓውዲ ጥዕና መናእሰይ ሓደሽቲ ቴክኖሎጂታት ክፈጥሩ ከምዝግባ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይን ሰሙነ ፎረም ጥዕና መናእሰይን “ፈጠራ ንዝሓሹ መናእሰይ ጥዕናዊ ኣገልግሎት ተባፃሕነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ተኸቢሩ። ጥዕናዊ ኣገልግሎት ተባፃሕነት ንምግባር ስራሕቲ ምህዞ ብምብርትታዕ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ…

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ክግበር ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ክግበር ፀዊዑ። ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሀጂ ኡመር ኢድሪስ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ ሰሜን ክፋል ኢትዮጵያ ብዝተፈጠረ…

ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ከተማታት ሪጅን ማእኸላይ ሰሜን ኣገልግሎት 4ጂ ኤልቲ ኢ ኣድንቫንስድ ፅባሕ ከጀምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ከተማታት ሪጅን ማእኸላይ ሰሜን ኣገልግሎት 4ጂ ኤልቲ ኢ ኣድንቫንስድ ፅባሕ ከጀምር ኢዩ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ከተማታት ደብረ ብርሃን፣ ሱሉልታ፣ ሰንዳፋ፣ ገርበ ጉራቻን ለገጣፎን ኢዩ ከጀምር። ዋና ፈጻሚት ስራሕ ኢትዮ…