ኣይተ ወርቁ ኣይተነው ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻልን ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ብወረራ ህወሓት ንመዛበሉን ዝኸውን 25 ሚሊየን ብር ሓገዝ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሃፍቲ ኣይተ ወርቁ ኣይተነው ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻልን ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ብወረራ ህወሓት ንመዛበሉን ዝኸውን 25 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም።
እቶም በዓል ሃፍቲ ኣብ ከተማ ደባርቕ ተረኺቦም ንምክትል ኣመሓዳሪት…